መቸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጦ NRW ጀርመን ።
ኣብዚ ሓጺር እዋን ኣብ ከሎን ( Köln) ንግዳያት ላምፓድዛ ኣብ ዝተኻየደ ጸሎተ ፍትሓት ካብቲ ሽዑ ተኣኪቡ ዝነበረ ህዝቢ ፣ ሓንቲ ሽማግለ ንህዝቢ ክትጥርንፍ ክትምረጽ ኣሎዋ ስለ ዝተባህለ ፣ ሽዑ ዝተመርጸት ሽማግለ ናይ መጀመርያ ናይ ህዝቢ ኣኼባ
ኣብዚ ሓጺር እዋን ኣብ ከሎን ( Köln) ንግዳያት ላምፓድዛ ኣብ ዝተኻየደ ጸሎተ ፍትሓት ካብቲ ሽዑ ተኣኪቡ ዝነበረ ህዝቢ ፣
ሓንቲ ሽማግለ ንህዝቢ ክትጥርንፍ ክትምረጽ ኣሎዋ ስለ ዝተባህለ ፣ ሽዑ ዝተመርጸት ሽማግለ ናይ መጀመርያ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊጹ ዘሎ ኣድራሻንሱ ቦታን ፣ ንኹሉ ጉድስ ኤርትራዊ ብኽብሪ ትዕድም ኣለ።
Köln, Nippes
Haus der kulturen, ( flüchtlingen zentrum)
Turmstr 3, 50733 Köln.
ዕለት 14 . 12 ( Dec. ) 2013
ሰዓት 17 “00
Genet November 21, 2013
“መቸዋዕታ” what does it mean? It sounds a word driven from DEMHIT.
Debessai November 21, 2013
Dear Genet,
If you really miss DEMHIT, this is not the place to look for them.
merhawit November 24, 2013
Dear Debesai,
Genet is right, “MECHEWA’ETA” is not correct, should have rather been written “METSEWA’ETA”. Hope u unterstand what i mean, when writing the word in Tigrinya. Genet was rather undiplomatic in her presentation, but not enough reason for u to respond to her so roughly.
Wish u all the best.