Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መርድእ ወድና ሰገን ክብርኣብ

ወድና ሰገን ክብርኣብ፣ ካብ ኣቦኡ ኣቶ ክብርኣብ ተኽለግዮርጊስን፣ ካብ ኣዲኡ ወሮ. ኣስመረት ሓጎስን፣ ኣብ ከተማ ሳንድየጎ ካሊፎርንያ፣ መስከረም 5, 1991 ተወሊዱ፣ ድሮ በዓል 23 ዓመት ዕድሚኡ ከኣ ብድንገታዊ ሞት ነሓሰ 28, 2014 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ

ወድና ሰገን ክብርኣብ፣ ካብ ኣቦኡ ኣቶ ክብርኣብ ተኽለግዮርጊስን፣ ካብ ኣዲኡ ወሮ. ኣስመረት ሓጎስን፣ ኣብ ከተማ ሳንድየጎ ካሊፎርንያ፣ መስከረም 5, 1991 ተወሊዱ፣ ድሮ በዓል 23 ዓመት ዕድሚኡ ከኣ ብድንገታዊ ሞት ነሓሰ 28, 2014 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዓሪፉ። ንረቡዕ 03 መስከረም 2014 ሰዓት 10፡00 ቅ፡ቀ ኣብ ኪዳነ ምሕረት ተዋህዶ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ሳንድየጎ ካሊፎርንያ ፍትሓት ድሕሪ ምግባር ከኣ፣ ሰዓት 12፡00 ቀትሪ ኣብ ማውንት ሆፕ ሰመተሪ ናይ ቀብሪ ስነ ስርዓት ክፍጸም ምዃኑ ንሕብር።
 ቤተ፡ሰብ
 ኣድራሻታት፣
 ሓዘን……….Erirean Community Services 4935 El Cajon Blvd San Diego CA 92115
ፍትሓት…2001 Ocean View Blvd San Diego, CA 92113
ቀብሪ……..3751 Market Street San Diego, CA 92102
ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቍጽሪ 619-948-9362 ወይ 619-261-3292 ተጠቐሙ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
22 COMMENTS
  • Honest September 1, 2014

    sad news RIP

  • Mesinas September 1, 2014

    ንመዋቲ መንግስተ ሰማያት፣ ንስድራቤት ድማ ጽንዓት ይሃብ!

  • tz September 1, 2014

    Very sad R.I.P

  • selamawit2 September 1, 2014

    Rest in peace shukor hawey Eritrawi.
    My condelences dear family.

  • rahwa September 1, 2014

    my condolences to family and friends. and Rest in Peace Segen.

  • Genet-orginal September 1, 2014

    R.I.P

    Very sad, condolence to his family.

  • Meretse Asmelash September 1, 2014

    ወለዲ ሕማቕ ረኪብኹም፡ ካብ ወረደ ከኣ እንታይ ዝብሃል ኮይኑ ጽንዓት ይሃብኩም

  • Berhane Amdemariam September 2, 2014

    ጽንዓት ንወለዲ፡ተማሂሪ ንነብሱን ወገኑን ህዝቡን ሃገሩን ዝኽእሎ ኣብ ምግባር ዝበጽሓሉ እዋን ተኾሊፉ ጌታ ይቀበሎ።

  • gomera September 3, 2014

    My condolence to the family,RIP Segen.

  • Harnet September 3, 2014

    Gone to soon…My condolence to the kibreab Family and RIP my borther Segen

POST A COMMENT