Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መርድእ: ኣቶ ብርሃነ መንገሻ ብሕማም ምኽንያት ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩና ኣሎ።

ኣቶ ብርሃነ መንገሻ ብዕለት 10.03.2020 ብሕማም ምኽንያት ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩና ኣሎ። ሓዘን ዝግበርሉ ቦታ ካብ ሓሙስ ክሳብ ቀዳም ኣብ Welde Str. 36, 34127 Kassel ፍትሓት ዝግበርሉ ቀዳም ሰዓት 13:00 ኮይኑ ኣብ St. Laurentius Kirche Welde Str. 36 34127

ኣቶ ብርሃነ መንገሻ ብዕለት 10.03.2020 ብሕማም ምኽንያት ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩና ኣሎ።

ሓዘን ዝግበርሉ ቦታ ካብ ሓሙስ ክሳብ ቀዳም ኣብ

Welde Str. 36, 34127 Kassel

ፍትሓት ዝግበርሉ ቀዳም ሰዓት 13:00 ኮይኑ ኣብ

St. Laurentius Kirche

Welde Str. 36

34127 Kassel

ንዝያዳ ሓበረታ ብሞባይል ቁጽሪ 01521892421 ተወከሱ

ስድራቤት

 

ቴለቭዥን ኣሰና ንመዋቲ መንግስተ ሰማያያት የዋርሶ እናበለት፡ ንምሉኣት ስድራቤት ኣቶ ብርሃነ መንገሻ ጽንዓት ይሃብኩም ትብል

 

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Gezae March 13, 2020

    RIP brother.
    The name of the country of burial should also be stated.

Post a Reply to Gezae Cancel Reply