Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መርድእ – ሓርበኛ ሓፍትና ኣራራት ኢዮብ

ኣዚያ ክብርትን ፍትውትን ሓርበኛ ሓፍትና ኣራራት ኢዮብ ብዝሓደራ ሕማም ምኽንያት ኣብ ከተማ ኾሎን  / ጀርመን ዝሓለፈ ሰሉስ ዕለት 16. ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያትና ። ናይ ክብርቲ ሓፍትና ናይ ቀብሪ ስነ ስርዓት ኣብዚ ኣብ ታሕቲ እንስፍሮ ኣድራሻን

ኣዚያ ክብርትን ፍትውትን ሓርበኛ ሓፍትና ኣራራት ኢዮብ ብዝሓደራ ሕማም ምኽንያት ኣብ ከተማ ኾሎን  / ጀርመን ዝሓለፈ ሰሉስ ዕለት 16. ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያትና ።
ናይ ክብርቲ ሓፍትና ናይ ቀብሪ ስነ ስርዓት ኣብዚ ኣብ ታሕቲ እንስፍሮ ኣድራሻን ሰዓትን ቦታ ክፍጸም ስለዝኾነ ንኹሉ ቢተሰብን ፈታዉን፡ መሓዛን ብትሕትና ንሕብር ።
ሰዓት      ንግሆ ሰዓት 9.30
ዕለት       ዓርቢ 26. January, 2018
ኣድራሻ     Pallenberg Str.
               50737 Koeln / Weidenpesch
 ስድራ ቤት  ዶር. ኢዮብ ተኽሉ
 ምስ  ኤርትራዊ ማሕበረሰብ ኮሎንን ከባቢኣን

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS
  • Futsum teferi January 28, 2018

    Peace in Rest.

Post a Reply to Futsum teferi Cancel Reply