Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መልእኽቲ ሓዘን ብሃንደበታዊ ሞት መንእሰይ ናስር መሓመድ ስዒድ መፍለስ

ብሃንደበታዊ ሞት ኣብ ሽወደን፡ ስቶክሆልም፡ ዝነብር ዝነበረ ወዲ 30 ዓመት ኤርትራዊ መንእሰይ ናስር መሓመድ ስዒድ መፍለስ ዝተሰመዓና መርር ሓዘን እናገለጽና፡ ንስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም ንብል። ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ጨንፈር ጀዳ ሮመዳን ደረንካ ኣሰና ‘ውን ተኻፋሊት ሓዘን ስድራቤት ነፍሲሄር መንእሰይ ናስር

ብሃንደበታዊ ሞት ኣብ ሽወደን፡ ስቶክሆልም፡ ዝነብር ዝነበረ ወዲ 30 ዓመት ኤርትራዊ መንእሰይ ናስር መሓመድ ስዒድ መፍለስ ዝተሰመዓና መርር ሓዘን እናገለጽና፡ ንስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም ንብል።

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት

ጨንፈር ጀዳ

ሮመዳን ደረንካ

ኣሰና ‘ውን ተኻፋሊት ሓዘን ስድራቤት ነፍሲሄር መንእሰይ ናስር መሓመድ ምዃና እናገለጸት ጽንዓት ይሃብኩም ትብል።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • HZBAWI January 14, 2012

    Rest In peace Nasir.Alah Yirhamka.

    • ahmed saleh January 14, 2012

      INNA_ LILAHU_WO_INA_L’LILLAHI RAJI’UN ( kab’u- n’ mexie- nab’ u- d’ma- n’mles).
      REST IN PEACE, BROTHER ! RAHMA- TU- ALLAH-ALEYHU !

  • jemal January 22, 2012

    Allah yerhamek ; and Rebbi negena yubelka Inshallah ” Amen “

Post a Reply to jemal Cancel Reply