መላእ ሃገር አብ ድቕድቕ ጸልማት
ካብ ዝሓለፉ አርባዕተ አዋርሕ ጀሚሩ ከተማታት ኤርትራ ብዘይ ሓይሊ ኤለትሪክ አብ ድቕድቕ ጸልማት ይርከባ አለዋ። አብ መላእ ኤርትራ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ሓይሌ ኤለትሪክ የለን፤ ስለዝኸነ ድማ እቲ ጸገማት አዝዩ ተሓላሊኹ ይርከብ። አብታ ዋና ከተማ
ካብ ዝሓለፉ አርባዕተ አዋርሕ ጀሚሩ ከተማታት ኤርትራ ብዘይ ሓይሊ ኤለትሪክ አብ ድቕድቕ ጸልማት ይርከባ አለዋ። አብ መላእ ኤርትራ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ሓይሌ ኤለትሪክ የለን፤ ስለዝኸነ ድማ እቲ ጸገማት አዝዩ ተሓላሊኹ ይርከብ። አብታ ዋና ከተማ ኤርትራ ዝኾነት ከተማ አስመራ ዳርጋ ንዝሓፈ 20 መዓልታት ብተኸታተታሊ መብራህቲ ዝብሃል የለን። እቲ ስርዓት ነቲ መባእታዊ ሃለኽቲ ነገራትን ሓይሌ ኤለትሪክን ከቕርብ አይክአለን ዘሎ። በዚ ዝተልዓለ ድማ መብራህቲ ጥራሕ ዘይኮነ ፤ህዝቢ ንመሰንከትን መብሰሊ መግብን ካልእን ዝኸውን ቀረብ ስለዘየሎ፤ ነቲ አብ ጠርዚ በጺሑ ዘሎ መነባብሮ ሕዝቢ ካብ ሕማቕ ናብ አዝዩ ዝኸፍኣ ደረጃ አውዲቕዎ ይርከብ። ነዚ አጋጢሙ ዝብሃል ዘሎ ከቢድ ናይ ህዝቢ ጸገም፤ እቲ ምልካዊ ስርዓት ቅድሚ ሕጅ ‘ሕንቃቐ‘ ክብል ብብድዓ ምዝራቡ ዝፍለጥ ኢዩ።
ብሰንኪ ሓይሊ ኤለትሪክ ዘይምህላው አገልግሎተን ዘቋረጻ ወሃብቲ አገልግሎት መዓደሊ ነዳዲ፡ አገልግሎት ቴሌፎን፤ ሆስፒታላት፡ ቤት ጽሕፈታት፡ ናባኒ፡ መጥሓንዝኣመሰለ አገልግሎት ሙሉእ ብሙላእ ጠጠው ክብል ተገዲዱ አሎ። ነዚ አመልኪቱ ህዝቢ ብቐጻሊ መረርኡ ብቕሉዕ ብዘይፍርህን ክዛረብ ጀሚሩ አሎ። ካብቲ ህዝቢ ድዛረበሉ ዘሎ መንግስቲ እንድሕር አሎ፤ ነቲ መሰረታዊ ዝኸነ ባንን ማይን ሕክምና ኤለትሪክ ከቕርብ ዘይክኣለ ከመይ ጊሩ መንግስቲ ይብሃል፤ ምስ ህዝቡ ተዓሪቑ መሰረታዊ ፍታሕ እንተዘናዲ ምሓሸ ዝብልን እዚ መንግስቲ ክእለ አሎ ዝብሎ ናይ ጽርግያ ዕላል ኮይኖም አለው።
አብ ከተማ አስመራ ቅድሚ ሕጅ ሓይሌ ኤለትሪክ አብ ዘይህለወሉ ግዜ ፤ ሰብ አብ ከከባቢኡ አብ ዝርከቡ ሩኸባት ሰባት ጀነሪተራት ዝለዎም ብምኽድ ሞባይል ቻርጂ ክገብሩሎም እናለመኑ፤ ሰብ እናሸገሩ ሞባይሉም ባትሪ ክመልሉ{ቻርጂ} ክገብር ጸኒሑም። ሕጅ ግን እቲ ጸገም ስለዝበዝሓን፤ ናይ ሓጺር ግዜ ጸገም ካብ ሙኻን ሓሊፉ ዳርጋ ናብ ንቡር ስለዝተቐየረ፡ አብ አስመራ ንሓንቲ ሞባይል ቻርጂ ንምግባር ሰብ ጀኒሪተር 5 ስጋብ 10 ናቕፋ ከኽፍሉ ጀሚሮም አለው። ሰባት ሞባይሎም ንግሆ ገዲፎሙሎም ይኸዱ፡ ናይ ምሸት መጺዮም ከፊሎም ሞባይሎም ይወስዱ። ህዝቢ ነቲ መንግስቲ ገዲፉ ናይ ባዕሉ አገባባት ጊሩ ይኽይድ አሎ። በዚ ዝተልዓለ ድማ ስርዓት ህግደፍ አብ ከተማታት ድምጺ ናይ ጀነሪተራት ህዝቢ ይርብሽ ስለዘሎ፤ ጀነሪተራት ከይትውልዑ ብዝብል አብ ሓደ ሓደ ከባቢታት አስመራ ጀነሪተራት ስጋብ ምህጋር በጺሑ አሎ። እዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ፤ ህዝቢ ኤለትሪክን ማይን ይሃሉ አይሃሉ ወርሓዊ ናይ አገልግሎት ክፍሊት የኽፍል አሎ። እቲ ክፍሊት ብወርሓዊ ገምገም ዝለኣኽ እምበር ብመሰረት ቆጻሪ አይኮነን። እዚ አካይዳ አብዚ ወዲ ሰብ በጺሕዎ ዘሎ ምዕባለ ዘየለ፤ ናይዚ አተሓሳስብ መሰረት ድማ ምግባትን ህዝብ ምድካይን ኢዩ።
ህዝቢ ንመብሰሊ ዝኸውን ጋዝ ንምርካብ ካብ ሰሙን ዘይውሕድ ሪጋ ከምዝጽበ ዝፍለጥ ኢዩ። አብ ከተማ አስመራ ንሓደ ኩንታል ዕንጸይቲ ልዕሊ 2000 ናቕፍ ይሽየጥ አሎ። እቲ ስርዓት ህዝቢ ናይ ፖለቲካ ሕቶታት ንኽይልዕል አብ ከቢድ ሽለታዊ መነባብሮ ሸኺልካ ምሓዝ ዝብል አገባብ ኢዩ ዝኽተል ዘሎ።
ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት አብ ባርካ ዝጀመረ ናይ ወርቂ ዓደና ስጋብ ከበሳ ደይቡ፤ እቲ ምፍሓርን ምሻጥ ማዕድን ሃገር የቕጽል አሎ። እተን አብ ዕደና ዝተዋፈራ ካምፓኒታት ድማ ምኽሰብ ይሓፍሳ ክምዘለዋ ይሕብራ አለዋ። እቲ ስርዓት ግን ነዚ ገንዘብ ናብይ የግዕዞ አሎ ዝብል ሕቶ ናይ ኩሉ ሰብ ሕቶ ኮይኑ አሎ። ገለውን ጀነራላት ሰብ ክሸጡ ከለው መኽሰብ ማዕድን ድማ ናይ ኢሳያስን ጉጅልኡን ምኻኑ ይነገር።
ክዱሳት ካብ ኤርትራ
Meretse Asmelash July 12, 2014
እንተዝየረኣየኒ ምሓሸኒ ! !
ክንዳይ ጥራሕ ክዛረብ። ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ንኣንበብቲ ቅድሚ ምክፋለይ ምስ ነብሰይ ክንደይ ውርደ ደይብ ከምዝበልኹላ ቅድም ክሕብር ይፈቱ። ዕድመ እዚ ጽሕፍ እዚ ልዕሊ 34 ዓመት ዘቝጸረ እየ። እንተኾነ ግን ሓዱሽ ጽሑፍ ክጽሕፍ ኣብ ዝብገሰሉ ግዚ፡ ኣነከ? መን ኣሪገ ኢልዃ እንዳበለ ስለ ዝሓተኒ በሊ ሕራይ፡ ሎሚስ ይኹን ኢለ ፍቃዳ ክመልእ ስለ ዝተሰማማዕኹ ሓደ ርብዒ ናይቲ ጽሑፍ እንሆ፡-
ግዜ ፡ ታህሳስ/ ዓሰርተ-ክልተ/ ሺሕን ትሽዓተ ሚኢትን ሰማንያን
ቦታ፡ ሳዋ
በምዑታ ትጻወት ከም ቛቛዊት ደርሆ
ዕላማ ዶ ይዕወት’ዩ ብፈከራ ሆሆ
ዘራጊቶ ንፋስ ከላኢት መስተርሆ
———————
ክንደይ መዓልቲ’ሎ ኣደ ቅንፍዝ ምዃን
ኤረትራ ወላድ’ያ ኣይኾነትን መኻን
ግናይ ይርሓቐላ ካብ ዓድን በረኻን
———————
ገዛ ጸቐጠኹም ፈረ ኦኣንድኹም
ብሕብሪ ነፋሒቶ ሓያል ኣኣታሊልኩም
ጒድኹም ተቐሊዑ ካብ ማእኸል ገዛኹም ……(ተኽለ ዓደን)
———————–
መኦኣሩ ክትወስድ ክትብርብሮ ንህቢ
ካብ ቖፍኡ ወጺኡ ኣብ ደገ ክዝንቢ
ሓዊ ትኣጕድሉ ንህቢ ድዩ ህዝቢ
ቖራሪጽካ እዃ ኣይጥዕሙን እንተኾነ ግን
ቀጽል እንተ ኢልኹም ፍቃድኩም ይኩን ! ! !
ተኬኤ ክብሮም July 12, 2014
ዝተቃወመ ወያነ ወይ ዓጋመ ኣይብሎን፡ ኤርትራዊ ተኾይኑ ኤርትራዊ እዩ፡ ማንም ኣይህቦ፡ ኣየሕድጎ እቲ ዘይበርሃልኩም ዘሎ ጉዳይ ግን ኤርትራዉያን ተቃወምቲ ከምዘየለዉ ዘይምፍላጥኩም`ዩ፡ ምናልባት ካብ ጀብሀ ዝተረፉ፣ ጸጋመይቲ ኢዶም ጥራሕ ኤርትራዊት ኣብ መሬት ዓጋመ ከምዘለዉ ስለዝፈልጥ ዝተባህለ እንተተባህለ`ውን ድምብርጽ ኣይብለንን እዩ። ምክኒያቱ ድሰኸረ፣ ድጠለመ፣ ዝተዳሀለ፣ ዝተቀየመ፣ ብወያነ ዝተቆጽረ፣ ኣጀንዳ ባዕሉ ዘለዎ ጥራሕ እዩ ስዕረት ናብ ህዝቢ ኤርትራን መንግስትናን ዘጸግዓ። ንሕና እዞም ኣብዘን ዝጠቀስክወን ዘየለና ናብዛ ናታትኩም ፓሎ ስዕረት ኮቶ ኣይክንጽጋዕን ኢና። ስለዚ ኣስማትኩም እናጠቀስኩ ኣነ ኤርትራዊ`የ ነንዝበለ ክምልስ ግዜ የብለይን ኦ ህዝበይ ኣንጻርካን ኣንጻር መንግስትካን /ኤርትራ/ ዝምጉቱ ሰባት ናትካ ዘይኮኑስ ዕሱባት ናይቲ ከዳሚ ጭፍራ ወያነ ምኻኖም ኣለልዮም። ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!
Dawit Meconen July 12, 2014
Tekie,
You are regurgitating your master’s evasions, the impostor and con artist Isaias Afewerqi. That is a demonstration of your stupidity. And stupid person is like a slave ; he needs some one to tell him/her what is right and what is wrong; what is good and what is bad; what to say and what not to say etc.
However, sadly, you are not alone in this predicaments. You have your zombie counterparts, who, like you, despite the obvious truth that the villain woyane and the impostor isaias Afewerqi are two faces of the same coin, are unwittingly letting themselves be woyane Trojan Horses. This sad state of affairs is what our people call, Kab Zb’es Atsmi.
The expression, Those Who Do Not Remember The Past Relieve It, is befitting in the connection. Why? Because similar occurrence happened to our people in the past.
As is today, the mischiefs are the tegaru, in the person of the so hatse yohannes, who was made king of Ethiopia by British Colonialism as a reward for his collaboration with General Napier in the murder of King Tedros of Ethiopia.
Using soldiers trained and armed by his masters, the British, yohannes undertook several military offensives to seize our land but our people, under the leadership of Ra’asi weldenkiel, crashed them one after the other.
Counseled by the British, yohannes altered his ploy. He sent his emissary, the fox alula, with a White flag of Brotherly Truce and a letter of invitation for Ra’asi Weldenkiel to meqele. Ra’asi Weldenkie did not trust the whole act. Nevertheless, he accepted the Truce and the invitation after he made alula take an oath on the bible.
Do you think the treacherous tegaru honored their Oath on the bible?
Absolutely, not. As soon as Ra’si weldenkiel set his foot in meqele, yohannes handcuffed and threw him in cave-prison where he died. On the other hand, getting into country easily, alula ordered his army to undertake all out slaughter of people and ransack their property. Even Monastries and Mosques were not spared.
By the way, your master’s, impostor isaias afewerqi, grandfather, Degezmach Abraha, was among the senior army officials of alula who invaded our country and committed horrendous crimes in our country.
However, those deqi telemti did not get away with their treacherous and murderous act. They were quickly confronted with the wrath of God; yohannes was decapitated by the Dervishes from the Sudan, and his army was submerged in their own blood in the frenzy of killing each other. There and then, foxy alula was killed, paying for his treachery against God with his life.
Dejezmach Abraha escaped the carnage and fled to our country where our people, despite his heinous past, welcomed and offered him a piece of land to construct a shelter for his distressed family.
Now, because of our negligence and forgetfulness, the seeds of curse, isaias Afewerqi from within, and woyane from without, are digging our graves and we are lending them our hands . Shame on us, us who do not learn from our past mistakes.
Can’t you think at all, when the impostor exterminates genuine Eritreans; weakness our armed forces; bolsters tegaru army under the pseudonym of Demhit; renders his government ministers as simple decoys; constructs his own private mafia composed exclusively of tegaru who control all of the country’s wealth etc.? I think you are stupid!!
ERITRAWIT July 12, 2014
tekeye kbrom,
Ajewjew endo gdefo mtezarebnaka abey emo krdaka ms Isaias nab fenatura mtaw tray eu fewsekum.
Mahta July 13, 2014
eway Eritrawit negram kan fanatura??? I hope you not going to be our fetehi minester!
Meretse Asmelash July 12, 2014
ተኪኤ ክብሮም
ብር እናበልካ ተሓጎስ
በል ሓዝ ንኣፍታ
እቲ ኣብ መንጎ ተሓንጺጹ ዘሎ ሕንጻጽ ጥርሑ ከይመሰለካ? ንሱ ነቲ ንስካ እትማጎተሉ ዘለካ ሓሳብ ዘማልኤ እዩ ኔሩ
መን እዩ ወያኔ? ብርግጽ እቲ ሓቐኛ ወያኔ እቲ ንደርጊ መዓንጣ ከብዱ በሲዑ ዓወት ህዝቡ ዘመስከረ ብኡ መሰረት ከኣ ራእይ ቃልሱ ኣብ ባይታ ንምምስካር ዝጓየ ዘሎ ውድብ ምዃኑ ይፈልጥ። እዚ እቲ ሃደ ጎድኑ ኮይኑ እቲ ሃደ ጎድኒ ከኣ ምስ እዚ ሕጂ ዘሎ ሕሙም (ጽሉል) መራሒካ ተማሓዝዩ ዝወሰዶ ጕጉይ ስጉምቲ’ውን ኣካል’ዩ። ነቲ ንሱ ሽዑ ዝወሰዶ ስጕምት’ውን ካበይ ናበይ ንምብጻሕ ምዃኑ ኣይኣመተን ኔሩ ከይመስለኻ
_________________
መዳምቕቲ ጓይላ ወኣኔ ዕድምቲ
ላዕሊ ዘንሃረኪ ከይወድእኪ ታሕቲ
ጠቕሚ ሓባር ድዩ ዋላስ ናይ ብሕቲ
እዙይ እንካብ ዝጥነስ ክንደይ እዋን ጌሩ
_______________________
ኤርትራ ምስ——ብሓደ ክትገብሩ
ተክልስ ተኺልኹሞ ኣኣይጸድቕን ስሩ ……..ኣነየ ዶብ ምሕንጻጽ ኣየድልን ዝበልኹ
መሬት ዘይምርጋጽኹም መልእኹም እግርኩም
ወያኔ ብሽርሃ ህዝባዊ ብጕርሕኹም
ለኸ ፍርሃት “ሓፋሽ” ኔራ’ያ ኣብ ልቡኩም
————————-
ብማይ ነሓሰ ተሰኪፉ ጓሳ
ላሙ ነይትውዕል ዘልዘላ መልሓሳ
ጥሚቕ ኣይግድሶን እንተጎዲሉ ከርሳ
_______________________
ንሕና’ውን ከምኡ ኢና ደጊምኹም ፍለጡ
ክትምኸቱ ኢኩም ጽጉባት ወጣጡ
ወያኔ ግደፍ ካልእ’ውን ወጥጡ
ኣብዚ ሎሚ እቲ ቀንዲ ወያኔ ኣብ ቦትኡ ኣሎ፡ ዓረም ወያኔ (ደምሒት) ግን ኣብ ሕምብርትካ’ሎ)
ብደምሒት እንዳተሓለካስ ኣለና ትብል? ኣንታ ኣረጊት “ዕንዳይ” ንዓካን ንከማካን ዝከውን “ሓለንጊ” እምበር ጸሎት የብልናን ሎሚ
______ ቀንዔ ኣይበኹን ፡-
Hazhaz July 12, 2014
ከንቲባ ደግያት ሓረጎት ምስ ዓሰርተ ሰባት ዘመሓድርዋ ዝነበረት ምጭውቲ ጽርይቲ ወሓለ ከተማ ኣስመራ፣ ዕስለታት ኣህባይ ህግደፍ ምስ ኩሉ ትምክሕታዊ ፈኸረታቶም ይትረፍ ከማሓድርዋ፣ መሰረታዊ ኣገልግሎት መለለይ ከተማ ከም ቡምባ ማይ፣ ጸዓት ኤለትሪክ፣ ጡጡሕ ጽርግያ ክቕሩቡላ ኣይኣካሉን።
እቲ ካብ ኩሉ ዝሕዝን እዞም ናይ ሎሚ ኣህባይ ህግደፍ ምስ ከምኦም ባራዩን ዕሱባትን ኵይኖም፣ ንወራዙት ለባማት ኣባሓጎታቶም ከም በዓል ደግያት ሓረጎትን ደግያት ኬክያን ይጽርፉን የነውሩን ምንባሮም እዩ።
ኣብ ትሕቲ ምሕደራ ከንቲባ ሓረጎት ኣብ እዋን ሃጸይ ሃይለሰላሴ ኣብ ሱሳታትን መጀመርያ ሰብዓታትን፣ እዞም ኣህባይ ሳሕልን ባርካን ከበሳ ከይተቐልቀሉ ከለዉ፣ ከተማ ኣስመራ ወርቃዊ እዋና ኣብ ዓፍሪቃን ዓለምን ኣዝዩ ወዛም ኔሩ። እወ ከምዚ ሎሚ ብኣህባይ መልኣከ ሞት ድነ ኣንጻላሊዋ ከይጸልመተት፣ ህዝባ ውን ብሕሱም ምረት ከይተዋረደ ኣብ ዝነበረሉ ሱልጡንን ምዕቡልን እዋን።
ሕጂ ከኣ ናጽነት ኢሎም ባርነት ዘምጽኡ፤ በርሃን ኢሎም ጸልማት ዘጎልብቡ፤ ፍትሕን ደሞክራስን ኣንሰበኹ ፈቐድኡ ሰብ ዝኣስሩን ንባርነት ዝሸጡን ወስላታት ወሪሮምዋ ብስቓይ ት ሳሓግ ኣላ።
ንነብሶም ተዋሪዶም ኩቡር ታሪኽን መንነትን ውርሻን ዘዋርዱ ነውራማት።
MohammedKeren July 12, 2014
hazha
ata chemlak, enay edeka tifel’t. Haileselassie ketalina eyu neiru. asmara was shining beause of our people’s hard work. not because of hargot or his feudal boss Haileselassie. It is haileselassies war and operassion that truned our cities into darkness. then came the dergi which destroyed everything out there. then came the weyane which launched a war of aggression that destroyed most of the things we built after independence, even if weyane was forced to pull out thanks to our gallant fighters and our defence strategist and genius PIA.
asmara is not as bad as what amanuel eyasu is trying to portray it. and dont forget that his contrbution in stopping the 2% is immense and hi and his team is behind the conspiracy. which we shall not forgive!
m July 13, 2014
mohammedkeren?hahahahahaha liar you are undercver hgdef your time is over we Eritrean suffering becuase of you liar, are you sick or crazy dowen dowen hgdef
MohammedKeren July 12, 2014
I agree with Tekea.
n’hna tekawemti yebilnan. we are one people one heart ! weyane is trying to divide us, pretending to be eritreans in the opposition. ezi biruh kikonelkum nay g’d”n mekho’ne. g’na etay yigeber. ashashu koynkum, ad’kum tetf’uu alokum.
Amanuel eyasu is number one enemy of Eritrea. wherever he is, we shall not give him a chance to breath. sorry, yes he shall not be allowed to breath. Our government has evidence he is on a pay list by his weyane masters. afterall his mother is from tigray so thats why he is collaborating with agaminos to realise his abai tigray.
Wollahi, we will find you !! becareful tiray
and to those of you agewegew tiblu zelkum, we are working to collect every bit of information links about you, and you will find your days in our court of law.
Eritrea shall previal !!
m July 13, 2014
hahahahahahaha go helll liar udercover hgdef, you said Amnuel from weyane, wayane hahahahahaha the old game is over,23 yearess you said weyane hahaha weyane,is not the issue now,we Eritrean not foolsh any more,our enemy number one is the evil dictator isiass wedi medhn berad
Truly Truly i say to you July 12, 2014
እዚ ሓበሬታ ሃቅነት የብሉን ኣይኮነን ዝብል ዘለኹ። ብዛእባ ሃቅነቱ ዝጠራጠር ሰብ እንተሎ፣ ብቐሊሉ ንቤተሰቡ ወይ ነዝማዱ ጠይቁ ክርድኦ ዝኽእል ጉዳይ እዩ። ግናስ ናይቲ ጽሑፍ መንፈስ፣ ሕዝቢ ብስእነት ኤሌትርክ ይማረር ስለዘሎ፣ ኣንጻር ሕግደፍ ክላኣል ምኽንያት ክኾኖ ይኽእል እዩ ዝብል ከንቱ ተስፋ ዘስምእ ስለዝመስል፣ ጸሓፋይ ኣይትሃዘለይ ከምዚ ክብል እፈቱ፣ ሕዝቢ ኤርትራ ድኣ ነፍስ ወከፍ ካብ ስድራኣ ናይ ሕይወት መቅዘፍቲ ቁጠባዊ ቅልውላን ስደትን ውርደትን ደይተተንከፈት እንከላ፣ ከምኡውን ድህሪ ናይ ባድመ ውግዕ ውርደት፣ እዚ ኹሉ ስደትን መኸራን ብፍላይ 365 ዜጋታቱ ኣብ ላምፓዱዛ ቅድሚኡውን ሰማኢ ብዘየብሉ ኣሽሃት ብተመሳሳሊ ሃደጋ ሃሊቆም ብበድዊን ራሻይዳን ተጨውዮም ኹሊቶም ከይተረፈ ክሽየጥን ሰብኣይ ይኹን ሰበይቲ ከምዝተጋሰስዎም እናሰምእ ገለ ክገብር ዘይከ ኣለ ሕዝቢ፣ ኸመይ ገሩ እዩ ብስእነት ኤሌትሪክ ስለዝተማረረ ኣንጻር ሕግደፍ ክላኣል ይኽእል እዩ ተባሂሉ ዝሕሰብ?
እንተ ኢሳያስ ተኾይኑ ምናልባሽ ዕላምኡ ደይተረደኣኩም ተኾይኑ እንበር፣ ንሱ´ድኣ ኣይ ጋዜጠኛታት ብዝእባ ዝረኣይ ዘሎ ናይ ኤሌትሪክ ህጽረት ኣብዝሃተትዎ እዋን እንድዩ፣ ብብድኤ እንተ ሕዝቢ ብህጽረት ማይ ይሳቀይ እንትሎ ናብ ማይ ዘለዎ ቦታ ክወርድ ኣልዎ ዝበለ። እንተ ናይ ኤሌትሪክ ጉዳይ እንተኾይኑ ናይ 40 ሜጋ ዋት (ንሃንትቲ ኣባይ ፋብሪካ ናይ ኤለክትሪክ ጠለብ ከማልዕ ዘይክዕል ክንሰርሃልኩም ክንፍትን ኢና ኢሉ ዘባጨወ፤ ነቲ ወያኔ ናይ 8 ሺህ ሜጋ ዋት ዘመንጩ (ስርሁ ምስወደእ ይትረፍ ነቲ ከባቢ ንወጻኢ ከይተረፈ ተሸይጡ ናይ ኤሌክትሪክ እቶት ክርከበሉ ክምዝኽእሉ ብምእማን ነቲ ዝሃንጽዎ ዘለዉ ዲጋ ዘናሸውን ዝነኣኣሰን ብምምሳል ንኢትዮጵያ ዝኣክል ኣባይ ሃገር ይንእሳ እዩ ብምባል ብተዘዋዋሪ ነቲ ንመበቆል ሀገሩ ዘለዎ ሃልዮትን በቲ ዝህነጽ ዘሎ ኣቢ ዲጋ ከምደይኣገበን ኣግሂዱ ምግላጹ ዘንጊእኩሞ ዲኹም? ወይ ዕላማኡ እንታይ ከምድኹነ ደይበረሃልኩም እንተኾይኑ ብጣእሚ ተህዝኑ ምስኪን ሕዝቢ ኢኹም። እምበኣርከስ ኢስያስ ይትረፍ ንኤርትራ ኤለክትሪክ ክህንጽ ነቲ ካብ ማዕድን ሃብቲ ሃገርና ንዝዘርፎ ዘሎ ገንዘብ፣ ኣብመወዳእታ ካብ ኢትዮጵያ ኤሌክትሪ ክንገዝእ ኢና ብማላት ብተዘዋዋሪ ናብ መበቆል ሃገሩ ከማሃላልፎ ግዜ ይጽበይ ከምዘሎ ክስቆረኩም ይግባእ። ኣብ መውዳእታ ንሕዝብና ኣጽኒቱን ኣዋሪዱን ብቁጠባ ርእስና ከምዘይንክዕል ብምግባር ካብ ዓለም ነጺሉና፣ ምስ ኢትዮጵያ ብክብረት ደይኮነ ብውርደት ንምጽንባር ይሰርህ ከምዘሎ ክትፈልጥዎ ይግባእ። ስለዝኾነ መፍትሂኡ፣- ዘረባ ምብዛህ፤ ምቁዛም፣ ኣንጻሩ ሰላማዊ ሰልፊ ምግባር፣ ወይ ነቲ ኣብ ልዕሊ ናይ ላምፓዱዛ ስዋኣትና ጓይላ ብምግባር ነቲ ቀዛፊ ሥርዓት ህቆ ንዝኾንዎ ዘለው ሰባት ምቅላህ ጥራይ ደይኮነ፣ ብቀጥታ ንህዝቢ ኤርትራ ንዝሳቕይዎ ዘለዉ ቁጽሮም ካብ 6 ክሳብ 7 ኣብዘይበልጽ ቀንዲ ጸላእቲ ኣብዝኮኑ ውልቀሰባት ስጉምቲ ክውሰደሎም ምስ ዝኽእል ጥራይ እዩ። ነዚ ንምትግባር ናይ 3-4 ወይ እንተበዘኸ ናይ 7 ተባእ ጥበበኛትን ቆራጻትን ሰባት ስትራቴጂካዊ ስራህ እንበር፣ ማእለያ ዘየብሉ ናይ ተቃዋሚ ፓርቲ ውድባትን፣ ውግዕ ከፊትካ ናይ ብዙህ ሠራዊት ህልቀትን ዝሃትት ጉዳይ ኣይኮነን። ክኸውን´ውን የብሉን።
Haqi tezareb July 13, 2014
Truly writes, ” ኣብመወዳእታ ካብ ኢትዮጵያ ኤሌክትሪ ክንገዝእ ኢና ብማላት ብተዘዋዋሪ ናብ መበቆል ሃገሩ ከማሃላልፎ ግዜ ይጽበይ ከምዘሎ ክስቆረኩም ይግባእ።”
You have no shame to throw every garbage like Issaias to Ethiopia. Issaias is Eritrean and the savage Arab’s garbage.
ERITREAN UNCLE July 12, 2014
ምናልባሽ ካብ መንግስቲ ወያነ ንሱዳን ዝሸጦ ተረፍ ኤለትሪክ ምግዛእ፣ብጸልማት ምንባር ይሓይሽ ዝብል ጽንዓት ሒዙ ከይከውን እቲ መንግስቲ።ግን ኤርትራዊ ንባዕሉ ሉቸ/መብራህቲ ስለ ዝኾነ መብራህቲ ኣየድልዮን እዩ።
YPFDJ-NoMore July 12, 2014
Iseyas Afowerki, our once upon a time a hero, is now going crazy taking the country with him.
Is this because hi is Tigray man or is this a conspiracy he is working with weyane to destroy our land and in the end, hand it over to Ethiopia?
I really need explanation, as I am confused, because I used to believe PIA is my hero until this date.
Thanks 🙂
Hagherawi July 13, 2014
“Is this because hi is Tigray man or is this a conspiracy he is working with weyane to destroy our land and in the end, hand it over to Ethiopia?
I really need explanation, as I am confused, because I used to believe PIA is my hero until this date.”
YPFDJ-NoMore
First Iseyas was not a hero. For a brief but very important info about him listen to this: https://www.youtube.com/watch?v=htX4uxlbig4
I don’t think he is working with Woyane, but he is using them as an excuse to prolong his rule. He needs enemies, he cannot live without having one. That is why first he gave them Badime, then went to war against them without consulting the people, to avoid the rule of law. The war the consumed precious lives of an entire generation, was mostly of his making.
” ..to destroy our land and in the end, hand it over to Ethiopia?”
I don’t think he is handing it over to Ethiopia purposely, but the extreme cruelty of his regime is destroying the land and killing Eritrea as a nation. Obviously, Ethiopia as the only neighbor that throughout it history, has tried to annex Eritrea against the will of its people, benefits from Eritrea’s weakness. If you cannot defend yourself, a big neighbor with expansionist ideology may be tempted to swallow you.
ahmed saleh July 13, 2014
I called home couple of days ago and
with my father we talked about soocer
but his excuse not to watch the game
was it’s late time for sleep not electricity .
Sorry, I’m lost whom to believe now .