ሓውን ጊዜን
ሃገርና ክትግዛእ ኰላ ዋላ ሓንቲ እዋን እውን ትኹን ካብ ለባም ዝኾነ ያታውን ቅዋማውን ባህላውን ትሕዝቶ መነባብሮኣ ፈልከት ኢላ ውጺኣ ተመሓዲራ ኣይትፈልጥን። ሎሚ ግን ሓንቲ ቅዋም ዘይብላ ሃገር፤ ለዋህን ጅግናን ዝነበረ ህዝባ፤ ከም ሽፍታ ባሕርን ምድርን፤ ሰላምን ፍቕርን ዘይፈቱ ብዘይካ ውግእን ተናኻሲ ህዝቢ ኰይኑ ካብ ዓለም ከም ዝንጸል ገይረሞ ይርከቡ።