ሓርነት ኣብ ቤትካ ናይ ገዛእ ርእስኻ ጐይታ ምዃን`ዩ! [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/06/Ogbai_gebre.pdf"] June 2, 2015 7:22 pmassenna201744Views SHARE
Mesinas June 6, 2015
“እዝኒ ዘሎዎ ይስማዕ! ዓይኒ ዘሎዎ ከኣ ይርአ!” ዘብል ኣዝዩ ብሱልን መሃርን ጽሑፍ ኣቶ ዕቚባይ ገ/መድህን! ብሓቂ ግደ ፋህም፣ ኣበርክቶ ምሁር፣ ግቡእን ተግባርን ስነ ጥበበኛን ዓቢ ሰብን እዚ’ዩ! የቐንየልና።
Ogbai Ghebremedhin June 8, 2015
ክቡር ሓው መሲናንስ – ልዕሊ`ቲ ንኡስ ዓቕመይ ምዃኑ እናተገንዘብኩ፡ ብዝገበርካለይ ኣዚዩ ዘተባብዕ ርእይቶ ብልቢ ኤመስግነካ። ዕምቈት ናይ እተበርክቶ ግጥማዊ ጽሑፋታትካ ብቐጻሊ ከም ዝከታተል ሰብ፡ እዚ ዝሃብካኒ መጐስ ንዓይ ፍሉይ ሚዛን ኣለዎ። የቕንየለይ።