ቃል ምስክርነት መንግስትኣብ ግርማይ ብዛዕባ ግፍዕታት ህግደፍ
“ሰሚዕካ ኣለኻ፡ ቅድም ኣብ እዋን ብረታዊ ቓልሲ ሓለፍትና ዝነበሩ ኤርትራ ናጽነታ ምስ ረኸበት ኣይኮነን ኤርትራዊ ሰብ ኤርትራዊ ገረብ ‘ውን ጸባ ክሰቲ ‘ዩ ኢሎም ይጉስጉሱና ነይሮም። ሕጂ ድማ እንሀልካ ኤርትራዊ ሰብን ኤርትራዊ ገረብን ኣይኮነን ጸባ ክሰቲ ብሓባር ይቝረጽ ኣሎ”