Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምስጋና

ብዘጋጠመ ሃንደበታዊ መቕዘፍቲ ሞት ጓለይ ጽገሃና፡ ፈተውትን ኣዕሩኽትን ቤተሰብን፤ ተቐማጦ ሃምቦርግን ካስልን ክምኡ‘ውን ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት ጀርመን እትነብሩ ኤርትራውያን፤ ሂወተይ ምቁጽጻር ኣብ ዘይክእለሉ ስዓት ብመሪር ሓዘን እናተሓቖንኩ ከለኹ ብመግለጺ ንብዓትኩም ተኻፈልቲ ሓዘነይ ብምዃን ንምቕናስ ሓዘነይ

ብዘጋጠመ ሃንደበታዊ መቕዘፍቲ ሞት ጓለይ ጽገሃና፡ ፈተውትን ኣዕሩኽትን ቤተሰብን፤ ተቐማጦ ሃምቦርግን ካስልን ክምኡ‘ውን ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት ጀርመን እትነብሩ ኤርትራውያን፤ ሂወተይ ምቁጽጻር ኣብ ዘይክእለሉ ስዓት ብመሪር ሓዘን እናተሓቖንኩ ከለኹ ብመግለጺ ንብዓትኩም ተኻፈልቲ ሓዘነይ ብምዃን ንምቕናስ ሓዘነይ ዘድሊ ምጽንናዕን ከምኡ‘ውን፤ ብገንዘብ ሓገዝ ዘድሊ ኣበርክቶ ብምግባር፡ ጓለይ ኣብ ትውልዲ ዓዳ ሓመድ ኣዳም ከምትለብስ ተገይሩ።

ኣመስጊነ ንኣመስገንቲ በዛ ጽሕፍቲ ቃል ሓዘነይ ኣቢለ ከመሓላልፍ ከለኹ ነቶም ካብ ሩሑቑን ቀረባን ድኻምኩም ከይጸብጸብኩም ዝመጻእኩምን ከምኡ ክኣ ብገንዘብ ሓገዝ ዝገበርኩሙለይ ደጊመ ከመስግን እፈቱ።

ሕሰም ኣይትርከቡ።

ሓውኹም ገብሪሂወት መሓሪ
21.10.2011

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT

POST A COMMENT