መጸዋዕታ – መድረክ ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ከተማ ፍራንክፉርት
መድረክ ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ከተማ ፍራንክፉርት ነቲ እዋናዊ ምዕባሌታት ሃገርና ኤርትራ ምርኩስ ብምግባር ንኹሎም ደለይቲ ፍትሒn ዲሞክራሲን ኤርትራውያን ምስ ፈተውቲን ናብ ናይ ዘተ መኣዲ ብኽብሪ ንዕድም። ግዜን ቦታን ቀዳም ዕለት 10.12.2016 ካብ ሰዓት 2 ድሕሪ ቀትሪ - 22:00 ናይ ምሸት Saalbau Grießheim Schwarzerlenweg
![](https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/03/Frankfurt.jpg)
መድረክ ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ከተማ ፍራንክፉርት
ነቲ እዋናዊ ምዕባሌታት ሃገርና ኤርትራ ምርኩስ ብምግባር ንኹሎም ደለይቲ ፍትሒn ዲሞክራሲን ኤርትራውያን ምስ ፈተውቲን ናብ ናይ ዘተ መኣዲ ብኽብሪ ንዕድም።
|
ግዜን ቦታን
ቀዳም ዕለት 10.12.2016 ካብ ሰዓት 2 ድሕሪ ቀትሪ – 22:00 ናይ ምሸት
Saalbau Grießheim Schwarzerlenweg 57 65933 Frankfurt am Main
دعوة يشرفنا أن ندعوكم إلى مائدة حوار بين كل الإرتريين طلاب العدالة والديمقراطية للمناقشة حول الأوضاع بلادنا إرتريا. المكان على العنوان التالي: Saalbau Grießheim Schwarzerlenweg 57 65933 Frankfurt am Main
|