Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሎሚ ዘበን ጽቡቕ ክራማት እንተዘይተረኺቡ ኤርትራ ናይ ወጻኢ ረዲኤት ከድልያ ከምዝኽእል ሮይተረስ ሓቢሩ።

Kjellሎሚ ዘበን ጽቡቕ ክራማት እንተዘይተረኺቡ። “ እታ ምእንቲ ‘ርእስኻ ምኽኣል’ ክትብል ረዲኤት መግቢ ኣጕዲላቶ ዝጸንሐት ንድርቂ ዝተቓልዐት ኤርትራ ናይ ወጻኢ ረዲኤት ከድልያ እዩ” ክብል ሓደ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከምዘጠንቀቐ፡ ሎሚ 22 ሰነ ሮይተርስ ካብ ኣስመራ ኣብ ዘመሓላለፎ ጸብጻብ ሓቢሩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT