Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እምቢ ንምልኪ!! (ክፋል 14ሐ) ባይቶ ዓዲ ይመለስ – ብ ወልደየሱስ ዓንደማርያም

መሰል ኤርትዊ ዜጋ

ርሑቕ ከይከደና ካብ ኣቲናዮ ዘሎና ኩነታት ክንመሃሮ እንኽእል፡ ኣገዳሲ ፖለቲካዊ ባህርያት ናይ መሰል ሕቶ ኣሎ። ልክዕ ከም ኣካላት ሓንቲ ገረብ ካብ ሕድ-ሕዶም ተነጻጺሎም ክነብሩ ዘይክእሉ፡ ሓንቲ ፖለቲካዊ መሰል ከኣ፡ ካብቶም ዝተረፉ መሰላት ንበይና ተፈልያ ክትረጋገጽ ኣይትኽእልን እያ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT