እምቢ ንምልኪ!! (10ይ ክፋል) ብ ወልደየሱስ ዓንደማርያም April 28, 2011 12:41 amእምቢ ንምልኪ!!assenna00 SHARE ንዓ’ባ ንህዝብኻ ዝረ!! ብጸላእተይ ተሳዒረ ዘይፈልጥ ሰብ እየ ኢልካ ትጅሃርን ተዘንቱ ትኸውን። ዝኣምነካ እውን ኣይሰኣንን። እንተኾነ ግና ኣካላትካ ዕድመ ደፊኡ፡ ከም ጸላኢኻ ከፈራርሰካ ምስ ተበገሰ፡ ክትስዕሮ ኢልካ ዘይሕሰብ ቃልሲ ከምዝኣቶኻ ትፈልጥ። Continue reading POST TAGS: 10ይብንምልኪእምቢክፋልወልደየሱስዓንደማርያም
ኪዳን ምስ መን? …. (10ይ ክፋል) August 21, 2007 1:30 amኪዳን ምስ መን?assenna00 SHARE ኤፍሬም፡ ክዳውንተይ ከሪጺት ፊኖመዓስከረይ መሬት ልማኖ፡ኣነ ብጸሓይ ነብሰይ መጊጉ፡መተዓብይተይ ይረጋረጉቶኽሲ ሰሚዐ ከሊኡኒ ድቃስዕርዲ ጀጋኑ ናይ ሜዳ ንፋስምስ መን ኮን ኣላ ‘ታ ካላሽነይክንዲ ዝዓትራ ተኣሲረ ኢደይ፡……. Continue reading POST TAGS: 10ይመንምስኪዳንክፋል