ከለኻን ከለካን ኣስምሮ ሕድርካን ጻማኻን ! (መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ካብ ኣሰና) January 1, 2009 9:51 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ሎሚ መዓልቲ ኣብዛ ባሕቲ 2009 ‘ውን ከም ትማሊ ቅድሚ-ትማሊ “ርሑስ ሓድሽ ዓመት!” ክብለካ እዩ፡ እቲ መንጸሮር ኮይኑካ ዘሎ ወልቀመላኺ። ካብ ደረቕ ልቢ ዝወጽእ ጥሉል ቃላት ግን ኣይከርክኣካን እዩ። ግዜ ብዙሕ ሻዕ ፈሪዱካ እዩ ‘ሞ ሎምስ ንግዜ ብግዴኻ ፍረዶ። Continue reading POST TAGS: ሓድሽሕድርካንመልእኽቲኣሰናኣስምሮከለካንከለኻንካብዓመትጻማኻን