ጉድ ጕዶ ሃገራዊ ዋዕላ – ብኣንቶንዮ ተስፋይ June 22, 2010 6:17 pmፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE ጉድ ጕዶ ዝብል ቃል ብሓጺሩ፡ እቲ ካብ ጥንቲ ኣትሒዙ እንጥቀመሉ ኣገዳሲ፡ ሓይሊ ምንጪ ነዳዲ፡ ኣብ ዘቤት ንጥቀመሉ’ዩ። እዚ ቃል ኣጥቢካ እንተነበብካዮ ብዒባ ዝተጠፍተፈ ጉድጕዶ ኣብ ኳና ወይ ኣብ ምስድሪ ተጎድጕዱ ምስ ነቐጸ ቀቀሊጥካ፡ መፍልሒ ማይ፡ መብሰሊ ጸብሒ፡ ከም መሰንከቲ ነዳዲ ከኣ ኣብ እቶን ፡ ሞቝሎ ከኣ ትጥቀመሉ። Continue reading POST TAGS: ሃገራዊብኣንቶንዮተስፋይዋዕላጉድጕዶ