ወፊሮም ገዝኦም ዘይተመልሱ፧” ንምንታይ ዕላማ – መመላእታ – በረኸት ስቲፋኖስ November 18, 2010 12:42 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ንሓው መኮነን ዓንደሚካኤልን ኩላትኩም ኣንበብቲን፡ ብቐዳምነት: ንጹሑፋት መኮነን ብስሙ ወጺኡ ክንሱ: ብናይ ብርዒ ስም ከም ዝወጸ ገይረ ስለ እተረዳእኩዎ ጌጋይ ይቕበል:: ብርግጽ ሕጂ እቲ ምንጪ-ጽሑፍ ህግደፍ ከምዘይኮነ ፈሊጠ ኣለኹ:: እዚ ግን ንዝተረፈ ርእይቶይ ብዛዕባ ትሕዝቶ ናይቲ ጽሑፍ ኣይቅይሮን:: Continue reading POST TAGS: መመላእታስቲፋኖስበረኸትንምንታይወፊሮምዕላማዘይተመልሱ፧”ገዝኦም
ጽሑፍ “ወፊሮም ገዝኦም ዘይተመልሱ።” ንምንታይ ዕላማ፧ November 11, 2010 8:45 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ብበረኸት ስቲፋኖስ – ዋሽንግተን ዲሲ እዚ ሓጺር ጽሑፍ ብዛዕባቲ “ብወፊሮም ገዝኦም ዘይተመልሱ” ዝብል ዝወጽእ ዘሎ ጽሑፍ ርእይቶይ ንምሃብ ዘቕርቦ ዘለኹ እዩ። ምሉእ ብምሉእ ናተይ ናይ በይነይ ርእይቶ እዩ። Continue reading POST TAGS: “ወፊሮምንምንታይዕላማ፧ዘይተመልሱ።”ገዝኦምጽሑፍ
ወፊሮም ገዝኦም ዘይተመልሱ (ካልኣይ ክፋል) November 11, 2010 12:20 amHave Your Sayassenna00 SHARE ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ መስፍን ሓጎስ ንሓይልና ፋሕብትን ኣቢሉ ነቶም ናይ ቃልሲ መማህራንና ናበይ ከም ዝሰወሮም ከምዝጠፋና ገሊጸ ነይረ። ንሱ ስርሑ ሰሪሑ ጸብጻቡ ከቕርብ ናብ ኢሳያስ እዩ ዝጎዪ ዝነበረ። Continue reading POST TAGS: ካልኣይክፋልወፊሮምዘይተመልሱገዝኦም