ክንየተሎም ዶስ ዋላ ከመስግኖም September 7, 2010 6:40 pmፖለቲካassenna00 SHARE ነዞም ኣናብስ ደቂ ተባዕትዮን ኣናብር ደቂ ኣንስትዮን ኣባላት ማሕበር ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ክንየተሎም ነውሪ ኣይነበሮን። የግዳስ ትምክሕተኛ ወዳቓይ’ዩ ኣቤት’ወ ኣየርእየና ተባሂሉስ ብዓይንና እውን ንርእዮ ስለዘለና ነዞም ሰብ ሓቂ፡ ሰብ ኒሕ፡ እወ ሰብ ቅያ ብጾት ኣክንዲ ክምክሓሎም ከመስግኖም መሪጸ። Continue reading POST TAGS: ከመስግኖምክንየተሎምዋላዶስ
ካብ ሽጣራ ኣስመራ ሽጣራ ሰውራ ዶስ ካብ ሽጣራ ሰውራ ሽጣራ ኣስመራ October 24, 2009 12:19 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እቲ ታሪኽ ናይ ሎሚ ዓሰርተ ዓመት ካብ ወርሒ መስከረም ስጋብ ወርሒ ጥቅምቲ 1999 ዓ.መ.ፈ ኣብ ርእሲ ከተማ ኣስመራ እዩ ተፈጺሙ። ኣሰናዳእትን ወከልትን መብዛሕትኤን ብሕታዉያን ጋዜጣታት ኤርትራ ኣብ ሚኒስትሪ ዜና ቤት ጽሕፈት ሳንሱር ኣቶ ኢሳቕ ያሬድ ተኣከብና። Continue reading POST TAGS: ሰውራሽጣራኣስመራካብዶስ