ዲስኩር ፕኢኣ ብምኽንያት መበል 19 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ቅመራ፣ ሓሶት ምስዝደጋገም ሓቂ ይኸውን! June 1, 2010 12:07 amፖለቲካassenna00 SHARE ፕረዚደንት ኢሳያስ (ፒኢኣ) ካብ ሜዳ ኣትሒዙ ሓሶት ብምድግጋምን ምድንጋርን ጥራይ ከይኣክል ብሓሶት ሓደ ምስ ሓደ እንዳናቖተ ስልጣኑ ከምዘጣጠሐ፣ በቲ መንካዕ’ባ የሚን’ባ እንዳተባህሉ ዝጠፍኡ ዝነበሩ ውፉያት ተጋደልቲ ከነረጋግጽ ንኽእል። እንተኾነ መብዛሕተኦም ተጋደልትና ኣይስተውዓልዎን። Continue reading POST TAGS: ሓሶትሓቂመበልመዓልቲምስዝደጋገምቅመራ፣ብምኽንያትናጽነትዓመትይኸውንዲስኩርፕኢኣ
ትርጉም ሰላማዊ ኣግባብ ቃልሲ፡ ንጽገናዊ ለውጢ ዝዓለመ ዶ’ኾን ይኸውን …? September 3, 2009 6:33 amፖለቲካassenna00 SHARE ኣነ ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ንኽጽሕፍ ዘገደደኒ ምኽንያት፡ ነታ፡ ብዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ ተጻሒፋ፡ ኣብ ሬድዮ ድምጺ መሰልና፡ ብመሮን ኢስቲፋኖአስ ዝተነበበት፡ „ዘይጎነጻዊ ኣግባብ ቃልስን መኸተ ኣንጻር ኤርትራዊ ምልክን“፡ ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘለት ጽሕፍቲ፡ ምስ ሰማዕክዋ፡ እቲ ትሕዝቶ ናይዛ ጽሕፍቲ እዚኣ፡ ኣብ ነንሕድሕዱ ዝጋጮን ሓሳባት ምዃኑ ክግንዘብ ምስ ካኣልኩ እዩ። Continue reading POST TAGS: …ለውጢሰላማዊቃልሲ፡ትርጉምንጽገናዊኣግባብዝዓለመይኸውንዶ’ኾን