ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ፡ “ኤርትራ ጠንቂ ዘይምርግጋእ ቀርኒ ኣፍሪቃ ‘ያ” ኢሉ ይኸስስ። March 22, 2009 6:46 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኦደድ በን-ሃይም “ኤርትራ ንመስርሕ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ ከተበርዕን ትፍትን፡ ዑቕባ ግብረሽበራውያን ጉጅለታት ኮይና ‘ውን ትርከብ ‘ላ” ብምባል ከምዝኸሰሰ፡ World War 4 Report ዝተባህለ መርበብ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: ‘ያ”“ኤርትራቀርኒኢሉኢትዮጵያ፡ኣምባሳደርኣብኣፍሪቃእስራኤልዘይምርግጋእይኸስስ።ጠንቂ
ፕረዚደንት ፑንትላንድ ኣብ ኣስመራ ንዝተመስረተ ኪዳን ተቓወምቲ መንግስታት ሶማልን ኢትዮጵያን ይኸስስ። June 21, 2007 4:39 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ፕረዚደንት ናይታ ሓውሲ ነጻ ዝኾነት ዞባ ሶማልያ (ፑንትላንድ) ኣዲ ሙሳ ነቲ ኣብ’ዚ ቐረባ እዋን ኣብ ኣስመራ ዝተመስረተ ጸረ መንግስታት ሶማልን ኢትዮጵያን ዝኾነ ኪዳን፡ ኣብ ዞባዊ ምምሕዳራዊ ግዝኣቱ ወጥሪ ክፈጥር ይፍትን ከምዘሎ ምኽሳሱ፡ ሸቤሌ ሚድያ ነትዎርክ ካብ መቓድሾ ኣብ ዘመሓላለፎ ጸብጻብ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: መንግስታትሶማልንተቓወምቲንዝተመስረተኢትዮጵያንኣስመራኣብኪዳንይኸስስ።ፑንትላንድፕረዚደንት