ስርዓት ህግደፍ መጋበርያ ንክኾኖ YPFDJ ብዝብል መጸውዒ ኣብ ወጻኢ ዝፈጠሮ ናይ መንእሰያት ውዳበ ከምዘይተዓወተሉ ምንጭታት ሓቢሮም። April 9, 2010 9:26 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ወጻኢ ኣብ ዘካይዶ ፕሮፖጋንዳውን ሃሱሳውን ስርሓት መጋበርያ ንክኾኖ YPFDJ ብዝብል መጸውዒ ኣብ ወጻኢ ዝፈጠሮ ናይ መንእሰያት ውዳበ ስለዘይተዓወተሉ፡ እቲ ቀንዲ መልማሊኡ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ማንኪ ከይተረፈ ናይ ቅብጸት ምልክታት የርኢ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ypfdjህግደፍሓቢሮም።መንእሰያትመጋበርያመጸውዒምንጭታትስርዓትብዝብልናይንክኾኖኣብከምዘይተዓወተሉወጻኢውዳበዝፈጠሮ
መልሓስ ዝፈጠሮ መልሓስ ይቐትሎ October 4, 2008 11:18 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE እዚ ተርእዮ እዚ ካብ ኩሉ ኣካላት ህግደፍ እታ ዝደኸመት ህዋሱ እዝኑ ምዃና፡ ነቲ ድሮ እንፈልጦ ሓቂ መሊሱ የረጋግጸልና። መልሓሱ ሕማቕ እናተዛረበ፡ ኢዱ ሕማቕ እናገበረ፡ ኣእጋሩ ናብ ሕማቕ እናኸደ፡ ልቡ ሕማቕ እናሓሰበ፡ እዝኑ ግን ብዛዕብኡ ሕማቕ ክትሰምዕ ኣይትደልን። ሓቂ ከም መርዚ ቆጭቆጭ ‘ያ ተብሎ። Continue reading POST TAGS: መልሓስዝፈጠሮይቐትሎ