“ኣርሆ ክሳብ ዝድብደቡ ይስሕቁ” March 23, 2009 3:38 pmፖለቲካassenna00 SHARE ኦ ህዝቢ ኤርትራ ህዝብኻ (ኣቦኻ፣ኣዴኻ፣ደቅኻ፣ሓውኻ፣ሓብትኻ) ብሓደ ኣረሜናዊ ውልቀ-መላኺ ምስ ካብ ሓሙሽተ ዘይበዝሑ ጭራኦም እናዘረጉ ዝነብሩ፣ወኻሩ ኣጫፈርቱን ሃገርካ ኣብ ዘስካሕክሕ ስቅያት እናወደቐት ከላ ትም ምባል “ኣርሆስ ክሳብ ዝድብደቡ ይስሕቁ’ዶ ”ኣይኮነካን? Continue reading POST TAGS: “ኣርሆክሳብዝድብደቡይስሕቁ”