ካብ ዓድታቶም ተዘናቢሎም ኣብ ዞባ ጋሽ ናይ ዝሰፈሩ ስድራቤታት ቆልዑ ብብዝሒ ይሞቱ ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። November 8, 2009 8:36 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ካብ ዓድታቶም ብግዴታ ተመዛቢሎም ኣብ ዞባ ጋሽ ናይ ዝሰፈሩ ስድራቤታት ቆልዑ፡ ምቅይያር ክሊማ ብዘስዓቦ ዝተፈላለየ ሕማማት፡ ዓሶን ጥምየትን ተጠቒዖም ብብዝሒ ይሞቱ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓቢሮም።ምንጭታትስድራቤታትቆልዑብብዝሒተዘናቢሎምናይኣብከምዘለዉካብዓድታቶምዝሰፈሩዞባይሞቱጋሽ
ንህግደፍ ብምቅዋም ኣብ በረኻታት ምብራቓዊ ኣጻድፍ ዝሰፈሩ 600 ዕጡቓት ምስ ሰራዊት ዕጥቃዊ ውግኣት የካይዱ ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሩም። July 18, 2009 9:55 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: 600ሓቢሩም።ምስምብራቓዊምንጭታትሰራዊትበረኻታትብምቅዋምንህግደፍኣብኣጻድፍከምዘለዉውግኣትዕጡቓትዕጥቃዊዝሰፈሩየካይዱ