ከመይ ዘይከውን? (ካልኣይ ክፍል) ነጸብራቓዊ ሓተታ March 5, 2011 2:30 amፖለቲካassenna00 SHARE ኣብ`ዚ ጽሑፍ`ዚ፡ ኣብ ኤርትራ፡ ህዝባዊ ናዕቢ ኣንጻር ውልቀ-መላኺ ንኸይልዓል ዓጊቱ ሒዙ ዘሎ ክውንነታት ከቕርብ`የ። ብቐጻሊ፡ ነቲ ኣብ መወዳእታ ክፋል ጽሑፈይ ኣንጠንጢለ ዝገደፍኩዎ ዓቢ ሕቶ: እናመለስኩ ክጓዓዝ`የ። Continue reading POST TAGS: ሓተታነጸብራቓዊከመይካልኣይክፍልዘይከውን
ነጸብራቓዊ ሓተታ – ከመይ ዘይከውን? February 22, 2011 11:37 amኣብነትassenna00 SHARE ኣብ ሰማይ ዘሎ ደመና ይሃርሞ ዶኾን ዓድና… (ካብ ዜማታት ነፍሲሄር የማነ ባርያ) ናይ ኤርትራ ነጻነት፡ ኣብ ሃገር ኣሜሪካ ኮይነ ኣብዒለዮ። ኣብዚ ህሞት`ዚ፡ ብሓንሳብ ፡ ሓያል ናይ ሓጎስ ስምዒተይ ብሓደ ወገን ንሕልናይ ዝወቅስ ድማ በቲ ካልእ ኣብ ሓደ ጊዜ ጦብላሕ በሉኒ። ኤርትራ ነጻነታ ጨቢጣ!! ዕ-ል-ል-ል-ል-ል!! እብል። Continue reading POST TAGS: ሓተታነጸብራቓዊከመይዘይከውን