ብሰላም’ዶ ብጎነጽ! ዘይመሓደር ፍልልይ’ዶ ወይስ ዘይብስለት May 3, 2010 1:50 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ኤርትራ ሃገርና ካብ ባዕዲ ነጻ ካብ ትኸውን 19 ዓመታት፡ ሃገራዊ ልኡላውነታ ብኣህጉራዊ ሕጊ ካብ ዝረጋገጸላ ድማ እነሆ 17 ዓመተት ቀሪቡሎ። ህዝቢ ኤርትራ ኣይተዓደለን ደኣምበር 19 ናይ ቅሳነት ዓመታት 17 ናይ ምዕባሌ ዓመታት መቑጸረ ኔሩ። Continue reading POST TAGS: ብሰላም’ዶብጎነጽወይስዘይመሓደርዘይብስለትፍልልይ’ዶ