ስርዓት ህግደፍ ፓስፖርት ንምቕያር ዘውጽኦ መደብ ዘይምርድዳእ ከምዘጋጠሞ ተፈሊጡ። May 2, 2010 1:52 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ክፍሊ ኢሚግሬሽን ስርዓት ህግደፍ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ኣብ ኣገልግሎት ዘሎ ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ክቕየር መምርሒ ድሕሪ ምውጽኡ፡ ነቲ መስርሕ ምቕያር ብኮምፒተራዝድ ዝኾነ ኣገባብ (Digitalized process by Oracle Database) ክፍጽሙዎ ኣብ መንጎ ዝተወዓዓሉ ጀርመናውያን ክኢላታትን ስርዓት ህግደፍን ዘይምርድዳእ ከምዝተኸስተ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍመደብስርዓትተፈሊጡ።ንምቕያርከምዘጋጠሞዕንቅፋትዘውጽኦፓስፖርት
ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ነቲ ስርዓት ህግደፍ 88 ዓድታት ንምፍንቓል ዘውጽኦ መደብ ክቃወሙዎ ጀሚሮም። March 2, 2009 6:17 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ነቲ ስርዓት ህግደፍ 88 ዓድታት ብሓይሊ ንምፍንቓል ዘውጽኦ ኣዕናዊ መደብ ኣብ ጎድኒ ህዝቦም ኮይኖም ክቃወሙዎ ጀሚሮም ከምዘለዉ ምንጭታትና ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓይልታትመደብምክልኻልስርዓትነቲንምፍንቓልኣባላትኤርትራክቃወሙዎዓድታትዘውጽኦጀሚሮም።