መንግስቲ ኢትዮጵያ ንብረትን ገንዘብን ናይቶም ብሓይሊ ዝሰጎጎም ኤርትራውያን ናብ ዋናታቱ ንምምላስ ዘኽእል መምርሒ ከምዘውጽአ ጋዜጣ ሪፖርተር ኣፍሊጡ። May 23, 2009 3:06 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እቲ ብቤትምኽሪ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ ከምዝጸደቐ ዝጠቐሶ መምርሒ፡ እቶም ካብታ ሃገር ከምዝወጹ ዝተገብሩ ኤርትራውያን፡ ግላዊ ንብረቶም ንምርካብ፡ ንግዳዊ ምንቅስቓስ ንምክያድ፡ ኣብ ባንክታት ኢትዮጵያ ዘሎ ገንዘቦም ብምንቅስቓስ ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ከምዘለዉ ተቖጺሮም ኣብ ንግድን ወፍርን ንኽነጣጠፉ ዘኽእሎም ምዃኑ የገንዝብ። Continue reading POST TAGS: መምርሒመንግስቲሪፖርተርብሓይሊናብናይቶምንምምላስንብረትንኢትዮጵያኣፍሊጡ።ኤርትራውያንከምዘውጽአዋናታቱዘኽእልዝሰጎጎምገንዘብንጋዜጣ