ህግደፋዊ ዓጀውጀው ኣብ ጀርመን። October 26, 2008 2:24 pmፖለቲካassenna00 SHARE እዛ ዓጀውጀው ብጻየይ ዝኾነ፣ ኣብ ኣለናልኪ ወይ ኣብ በድሆ እቶ እሞ ርኣያ ምስ በለኒ ኢየ ረኺበያ። ተጻሕፈትሉ ዕለትን ግዜን ስለ ዘይጠቕሰት ግን ደንጉየ ርአያ ክኸውን እኽእል። ብዘየገድስ ኣብቲ ሓቅታት ኣትየ ክዛረብ እፈቱ። ኣብቲ ገበን ዝተኻየደሉ ስለ ዝነበርኩ መግለጺ ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ክህብ ኣለኒ። Continue reading POST TAGS: ህግደፋዊኣብዓጀውጀውጀርመን።