ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ ሓው ወልደየሱስ ዓማር November 27, 2010 1:51 pmቁሉዕ ደብዳበassenna00 SHARE ዝኸበርካ ሓው ወልደየሱስ፡ ውድብኩም፡ ብዘይቅቡል ምኽንያታትን ምስምስን ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ንምስታፍ ብዝምልከት ዝወሰዶ ነጻጊ መርገጽ ምስ ረኣኹ፡ እዛ ሎሚ ዝልእካ ዘለኹ ደብዳቤ ክጽሕፈልካ ዶ ኣይጽሕፈልካን ኣብ ዝብል ሓሳባት ኣቲየ። Continue reading POST TAGS: ሓውቅልዕቲናብወልደየሱስዓማርደብዳቤ
ኣቦ-መምበር ኣቶ ወልደኢየሱስ ዓማር ካብ ቀዳማዩ ዳሕራዩ ገደደ። – ብኢሳያስ ኣስፍሃ September 6, 2010 2:17 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ብዕለት 02 መስከረም 2010 ዓ.ም ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ‘ሓርነት ኦርግ’ ‘ኣገዳሲ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ዝምልከት ሓበሬታ ንኣቶ ኢሳያስ ኣስፍሃ (ኣባል መ. ፈ/ሽ ሰ-ደ-ህ-ኤ’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ‘ብክፍሊ ኦዲትን ምቁጽጻርን ጥርዓንን’ ዝተዳለወ ኣምሲልካ ዝቐረበ ጽሑፍ ነቢበዮ። Continue reading POST TAGS: መምበርቀዳማዩብኢሳያስኣስፍሃኣቦኣቶካብወልደኢየሱስዓማርዳሕራዩገደደ።