ስርዓት ህግደፍ ብወዛ ሰራዊት (ተኽሊጥ) ክገብር ዘውጽኦ መደብ ተቓውሞ የጋጥሞ ከምዘሎ ተፈሊጡ። March 1, 2011 12:56 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE በዚ ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ምልዕዓልን ደገፍ ሰራዊት እተን ሃገራት ንተቓውሞ ህዝብን ዝረዓደ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ዚ ቐረባ እዋን ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ብወዛ (ተኽሊጥ) ክገብር ከምዝወጠነ እሙናት ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሰራዊትስርዓትብወዛተኽሊጥተፈሊጡ።ከምዘሎክገብርወጢኑ
ስርዓት ህግደፍ ኣብ ውሽጢ ኤምባሲታት ኤርትራ ክሰርሑ ንወጻኢ ዝለኣኾም ወከልቱ ናብ ውሽጢ ሃገር ክኣትዉ መምርሒ ከመሓላልፈሎም ወጢኑ ከምዘሎ ተፈሊጡ። May 10, 2009 5:12 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ንኹሎም ኣብ ውሽጢ ኣብያተ ጽሕፈት ኤምባሲ ኤርትራ ክሰርሑ ንወጻኢ ሃገራት ልኢኽዎም ዝነበረ ወከልቲ ህግደፍ ኣብ ሓጺር እዋን ኩሉ ሰነዳቶም ጠርኒፎም ናብ ውሽጢ ሃገር ክኣትዉ መምርሒ ከመሓላልፈሎም ኣብ ምድላው ከምዝርከብ ምንጭታትና ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሃገርህግደፍመምርሒስርዓትተፈሊጡ።ናብንወጻኢኣብኤምባሲታትኤርትራከመሓላልፈሎምከምዘሎክሰርሑክኣትዉወከልቱወጢኑውሽጢዝለኣኾም