ስርዓት ህግደፍ ብወዛ ሰራዊት (ተኽሊጥ) ክገብር ዘውጽኦ መደብ ተቓውሞ የጋጥሞ ከምዘሎ ተፈሊጡ። March 1, 2011 12:56 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE በዚ ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ምልዕዓልን ደገፍ ሰራዊት እተን ሃገራት ንተቓውሞ ህዝብን ዝረዓደ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ዚ ቐረባ እዋን ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ብወዛ (ተኽሊጥ) ክገብር ከምዝወጠነ እሙናት ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሰራዊትስርዓትብወዛተኽሊጥተፈሊጡ።ከምዘሎክገብርወጢኑ
ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ የማነ ገብርኣብ (ማንኪ) ከምኡ ‘ውን ጠዓመ ጎይቶኦም (መቐለ) ናይ መገሻ እገዳ ክገብር ወሲኑ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። August 6, 2009 8:56 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍን ኣብዚ ቐረባ እዋን ኣካያዲ ሚንስትሪ ዜና ኮይኑ ተመዚዙ ዘሎን የማነ ገብርኣብ (ማንኪ) ከምኡ ‘ውን ኣብ ልዕሊ ‘ቲ ዕሉል ሃሱስ ህግደፍ ኮይኑ ዘይሕጋዊ ስግረዶባዊ ስርሒታት ኣብ ምክያድ ብምንጥጣፉ ዝፍለጥ ብሪጋደር ጀነራል ጠዓመ ጎይትኦም (መቐለ) ኣህጉራዊ ናይ መገሻ እገዳ ክገብር ከምዝወሰነ ስሞም ክዕቀበሎም ዝሓተቱ ምንጭታት ካብቲ ኣብ ነውዮርክ ዝርከብ ቤትጽሕፈት ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ‘ውንሃገራትልዕሊሓቢሮም።ሕቡራትመቐለመገሻማንኪምንጭታትናይኣብእገዳከምኡከምዘሎክገብርወሲኑውድብጎይቶኦምጠዓመጸጥታ