ስርዓት ህግደፍ፡ “ ካብ ኤርትራ ዝወጸ ኩሉ ኤርትራዊ ብዘይ ጸገም ናብ ኤርትራ ክኣቱን ክወጽእን ፈቒድና ኣለና” ይብል። November 14, 2010 1:38 amNewsassenna00 SHARE ብፖለቲካዊ ተነጽሎን ሕጽረት ሸርፊ ወጻእን ተጠቒዑ፡ ብህዝቢ ኤርትራ ተኻዒቡ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፡ “ ካብ ኤርትራ ኣብ ዝኾነ እዋን፡ ብዝኾነ መንገዲ ናብ ስደት ዝኸደ ኤርትራዊ ብሓፈሻ፡ ናብ ኤርትራ ክኣቱን ካብ ኤርትራ ክወጽእን ኣፍቂድና ኣለና” ዝብል ጎስጕስ ብኣኼባታት መልክዕ ከካይድ ጀሚሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: “ህግደፍ፡ስርዓትብዘይናብኣለና”ኤርትራኤርትራዊኩሉካብክኣቱንክወጽእንዝወጸይብል።ጸገምፈቒድና