ክንየተሎም ዶስ ዋላ ከመስግኖም September 7, 2010 6:40 pmፖለቲካassenna00 SHARE ነዞም ኣናብስ ደቂ ተባዕትዮን ኣናብር ደቂ ኣንስትዮን ኣባላት ማሕበር ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ክንየተሎም ነውሪ ኣይነበሮን። የግዳስ ትምክሕተኛ ወዳቓይ’ዩ ኣቤት’ወ ኣየርእየና ተባሂሉስ ብዓይንና እውን ንርእዮ ስለዘለና ነዞም ሰብ ሓቂ፡ ሰብ ኒሕ፡ እወ ሰብ ቅያ ብጾት ኣክንዲ ክምክሓሎም ከመስግኖም መሪጸ። Continue reading POST TAGS: ከመስግኖምክንየተሎምዋላዶስ