‘ኣስመራ ናፊቕናኪ፡ ግን ክንምለሰኪ ኢና’ October 4, 2010 9:34 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ኣስመራ ቅርጥውትንን ጽብቕትን ብምዃና ተፈታዊት፡ ደቃ ገያሾ ብምዃና ከኣ ተናፋቒት እያ። ዘይውዳእ መገሻ ‘ወ፡ ትማሊ ንሜዳ፡ ሎሚ ኸኣ ንስደት። ፍቕራ ግን ወትሩ ኣብ ልብና ‘ሎ። ትማሊ ከነድሕና ንሜዳ ክንወፍር ከለና ተማሊእናዮ፡ ሎሚ ኣብ ጉዕዞ ስደት ‘ውን ኣይሓደግናዮን፡ ምሳና ‘ሎ። Continue reading POST TAGS: ‘ኣስመራናፊቕናኪ፡ኢና’ክንምለሰኪግን