ነቲ “ጸሊም ደበና” ህዝቢ ኤርትራ ባዕሉ ክቕንጥጦ ኣለዎ። November 22, 2008 10:43 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ፡ ብፍላይ ከኣ እቲ ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ሃገራዊ ባይቶ፡ ነጻ መራኸቢ ብዙሓን፡ ስርዓተ ሕግን ቅዋማዊ ስርዓትን ዝጽይኑሉ እንኮ ምኽንያት እንተልዩ፡ ሽፍትነትን ውዲትን ኣብ ቅድሚ ‘ቶም ናይ ተሓታትነትን ግልጽናን መድረኻት ዝኾኑ ዲሞክራስያዊ ትካላት ኣሳልጦ ክረክብ ዕድል ስለዘይብሉ እዩ። Continue reading POST TAGS: “ጸሊምህዝቢባዕሉነቲኣለዎ።ኤርትራክቕንጥጦደበና”