ሰምረትን ሓድነትን እምነ ኩርናዕ ቃልስና ኩኾኑ ይግባእ። July 13, 2009 10:33 amፖለቲካassenna00 SHARE ዋሸንግቶን ዲሲ ካብቲ ብጓይላ ምድንጋር ዘጽመመ እዝኒ ፡ ሓቂ ዘድመቀ ናብ ለውጢ ዝምርሽ ንወጽዓ ህዝቢ ንምቅላሕ ዝኹሕኹሕ ድምጺ የኣንጊዳ።ኣብዚ ድሮ ዕስራ ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ዋሸንግቶን ዲሲ ኪንዮ’ቲ ዘእንገደቶ ሓያል ድምጺ ውጹዓት ዘቃልሐ ነድሪ ዘተሓወሶ ሒኒን ዝብል ናይ ለውጢ ማዕበል፡ ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኮነ ንዘለው Continue reading POST TAGS: ሓድነትንሰምረትንቃልስናእምነኩርናዕኩኾኑይግባእ።