ከምቲ መንእሰይ 60ታት ንናጽነት፡ናይ ሎሚ ወለዶ ኸኣ ንሓርነት ይልዓል !! January 3, 2010 2:21 amፖለቲካassenna00 SHARE ኣብዛ ዓለም ሓደ ሕብረተሰብ ኽህሉን ክቕጽልን ክዓብን ክስስንን እንተኾይኑ፡ንዕኡ ዝትክእ ብኩለንተናዊ መዳይ (ናይ ተፈጥሮ ጸጋታቱ፡መንነቱ፡ባህሉን ልምዱን ቛንቁኡን) ዝወርስ፡ ሕድሪ ተቀቢሉ ድማ ብተግባር ዝዓይ፡ተካኢ ወለዶ ማለት(ጎበዝን ጎርዞን) ክህልዎ ግድን ይኸውን። በዚ ናይ ወለዶታት ምወርራስን ምትኽካእን ቀጻልነት ሓደ ህዝቢ ወሕስ ክኸውን ይክእል። Continue reading POST TAGS: 60ታትሎሚመንእሰይንሓርነትንናጽነት፡ናይከምቲኸኣወለዶይልዓል
ኣቶ ኢሳያስ፡ሎሚ’ኸ ከምቲ ናይ 1978 ዝነበር በድሆ ገጥ’ዶ ኢልካ ኣለኻ፡ August 11, 2009 1:20 amፖለቲካassenna00 SHARE ዳን ኮኔል ዝተባህለ ኤሜሪካዊ ጋዜጠኛ፡ኣብ ግዜ ሓርነታዊ ቃልሲ፡ንቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ዓለም ኣብ ምልላዩ ዓብይ ግደ ዝተጻወተ ጋዜጠኛ ኢዩ።ንሱ ኣብ መወዳእታ 2003 ኣብ ቦስቶን ኣሜሪካ ኣብ መዛዘሚ ኣኼባ ማሕበር ኣፍሪቓዊ መጽናዕቲ ኣብ ትሕቲ ይኣክል፡ነቐፈታ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ድሕሪ ነጻነት ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ብወግዒ ኣብ ዘቕረቦ ሰፊሕ ነቐፈታ መወዳእታ፡ Continue reading POST TAGS: 1978በድሆናይኢልካኢሳያስ፡ሎሚ’ኸኣለኻ፡ኣቶከምቲዝነበርገጥ’ዶ