ናብ ኣቡን ዲዮስቆሮስ መንበረ-ፓትርያርክ – ሓደ ኦርቶዶክሳዊ ካብ ኣስመራ November 26, 2008 10:27 pmፖለቲካassenna00 SHARE ኣቐዲመ ብስም ‘ቲ ኹሉ ዝኽእል እዚኣቢሄር ኣምላኽ ሰላምታ ከቕርበልኩም ፍቐዱልይ። መስቀልኩም ክሳለም ዝፈቅድ ግን ኣይኮንኩን። ከምኡ ብምባለይ ምናልባት ጸረ-መስቀል ከምዝኾንኩ ክመስለኩም ይኽእል እዩ። ኣነ ግን ኣብ መሰረት መስቀል ጸኒዐ ዝዓበኹ ኦርቶዶክሳዊ እየ። ሕጂ ‘ውን ኣብዚ እምነት’ዚ ጸኒዐ እርከብ ኣለኹ። Continue reading POST TAGS: ሓደመንበረናብኣስመራኣቡንኦርቶዶክሳዊካብዲዮስቆሮስፓትርያርክ