ዲክታተርን ማንኪን እግሮም ብሓባር ይጓዓዝ ልቦም ግን እንድዒ (ዋዛን ኣዋዘን) December 7, 2007 1:50 amዋዛን ኣዋዘንassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ልቦምማንኪንብሓባርኣዋዘንእንድዒእግሮምዋዛንይጓዓዝዲክታተርንግን
ቅብጸት – – ሓኸለ ህግደፍስ ኣኸለ፡ መከራኻ ኸ? ‘ክንደየናይ’ ዶ ‘እንድዒ ኸ !?’ October 13, 2007 2:03 amፖለቲካassenna00 SHARE ዛጊት ሰላም ረኺብካ ሩፍ ኣይበልካን። እቲ ብ “ኣይሰላም ኣይኵናት” እናተገልጸ ንዓመታት ላሕ ዘበለካ ሰንፈላል ዝበዝሖ ዘይቅሱን ኩነታት ሕጂ መመሊሱ እናኸፍአ ብምኻድ ብግህዶ ናብ ኵናት ክዘዙ ይርአ ኣሎ። ንስኻ ገበነኛ ወይ ሓጥያተኛ ስለዝኾንካ ኣይኮነን ደበና ኵናት ኣብ ሰማያትካ ዳግም ሰሪቡ። ዘይወዓልካዮ ዕዳ ዕቡዳት ምኽፋል፡ ግዳይነትካ ስለዝለመደ ደኣ ‘ምበር። Continue reading POST TAGS: ህግደፍስሓኸለመከራኻቅብጸትኣኸለ፡እንድዒክንደየናይኸዶ