ምህሮ ቱኒዝያ ይቕጽል፡ ናይ ሓርነት ጥቕስታት (ጸብጻብ ቴለቪዥን – (ኣጀዚራ ) January 16, 2011 5:19 pmፖለቲካassenna00 SHARE ሓደ ተራ ቱኒዝያዊ፡ “ ሎሚ እቲ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ርእየዮ ዘይፈልጥ ገጽ ቱኒዝያ እርኢ ‘ለኹ። ቅድም፡ ኩላትና ንሕሱ፡ ብሓሶት ነንሕድሕና ንጠቓቓዕ ኔርና። ሎሚ (እቲ መላኺ ምስ ተኣልየ) ግን ነንሕድሕድና ተኣማሚና ኢድ ንኢድ እናተሓጋገዝና ብሓባር ንሰርሕ ኣለና።” ይብል። Continue reading POST TAGS: ሓርነትምህሮቱኒዝያቴለቪዥንናይኣጀዚራይቕጽል፡ጥቕስታትጸብጻብ