ኣብ ማዕዶ ኣይንማዓዶ September 27, 2009 9:18 pmፖለቲካassenna00 SHARE ዘይባህግና ምብትታን ከምዚ ናትና፡ እኩብ ሰብ እንተርኣና ንግረም ። ኣብ ማዕዶ ሰግር ሰፊርና ማዕዶ ሓድነት፡ ማዕዶ ሕሰምን ሸግርን ህዝብና ክነብር፡ ንበይንና፡ ንብሕትና፡ ኣብ ብርቱዕ ጽምዋ፡ እሞ ድማ በይንና ክንፈትሖ ዘይንክእል ሸግር ክንሓስበሉ ግድነት’ዩ ዝኽውን። Continue reading POST TAGS: ማዕዶኣብኣይንማዓዶ