ኳዅቶ ዘሪእካ ሸዊት ኣይብላዕን!! May 23, 2007 9:53 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ‘ኣይፋልካን፡ ክንደይ ሳዕ ከተታልለና ዝብሎ ክሳብ ዘይተረኽበ፡ ካብ ጓይላን ጭርሖን ኣይኮብኵርን እዩ። ሎሚ ዘበን ከኣ፡ “ ወፍሪ ሎሚ፡ ራህዋ መጻኢ” ዝብል ጭርሖ ምሂዙ ኣሎ። ሰናይ ትምኒት ኣፋፍኖት ግብሪ እንተልዩዎ ጽቡቕ እዩ። እንተኾነ፡ መጽሓፈ-ተግባር ህግደፍ ድሮ ፍልሖ በሊዑዋ፡ ሕጂ እታ ህይወት ዘይብላ ናይ ጭርሖ መጽሓፍ ጥራይ እያ ተሪፋ ዘላ። Continue reading POST TAGS: ሸዊትኣይብላዕንኳዅቶዘሪእካ