ጻሕሊ እንተቐያየርካ ጸብሒ ኣይምቅርን May 21, 2007 11:10 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ካብ ኣካይዳኦም ከምዝርአ ካብ ቃላቶምን ከምዝስማዕ፡ እዞም ሰባት፡ ሓጥያት ጽድቂ ኮይኑ ዝስሞዕም ዘሎ እዮም ዝመስሉ። ህዝቢ ግን ንሳቶም ብዝተሰመዕም ኣብ ገነት ከእትዎም ፍቓደኛ ኣይኮነን። ንኤርትራ፡ ሳዕስዒት እምበር ሕቶ ዘይፍቀደላ ሃገር ክገብሩዋ ‘ኳ እንተፈተኑ፡ ህዝቢ ብእግሩ እምበር ብልቡ ይስዕስዕ ከምዝየሎ ክዝንግዑዎ ኣይግባእን። ልቡ ሕቶ ብሕቶ እዩ መሊኡ ዘሎ። Continue reading POST TAGS: ኣይምቅርንእንተቐያየርካጸብሒጻሕሊ