መንግስቲ ሆንግ ኮንግ ነቲ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዘጽንዖ እገዳ ኣብ ስራሕ ዘውዕል ኣዋጅ ኣውጺኡ። September 25, 2010 12:30 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መንግስቲ ሆንግ ኮንግ ነቲ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዘጽንዖ፡ ቀረብን ምስግጋርን ኣጽዋር፡ ምድስካል ኣብ ባንካትታት ዝርከብ ገንዘብ ናይቲ ስርዓትን፡ ምቕያድ ምንቅሳት ሰበስልጣንን ዘጠቓለለ እገዳ ባይቶ ጸጥጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ስራሕ ዘውዕል ኣዋጅ ከምዘውጽአ news.gov.hk ዝተባህለ ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ ናይታ ሃገር ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ሆንግልዕሊመንግስቲስራሕባይቶነቲኣብኣዋጅኣውጺኡ።ኤርትራእገዳኮንግዘውዕልዘጽንዖጸጥታ
ስርዓት ህግደፍ ኣብ መንጎ ኣካረይትን ተኻረይትን ዘሎ ዘምድና ዘላሕልሕ ሓድሽ ሕጊ ኣውጺኡ። March 10, 2010 5:02 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ውልቀመላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ሞንጎ ኣካረይትን ተኻረይትን ዘሎ ዝምድና ዘላሕልሕ፡ ህዝቢ ነንሕድሕዱ ዘናቁት ሓዲሽ ሕጊ ኣውጺኡ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ድሕሪ ናጽነት ድሕሪ 17 ዓመታት ዝወጸ መምርሒ፡ ዝያዳ መሰል ወነንቲ ኣባይቲ ዘረጋግጽ፡ መሰል ተኻረይቲ ብሓፈሻን መሰል ወነንቲ ትካላት ዘቆናጽብ፡ ዘይፍትሓዊ ሕጊ ምዃኑ ድሮ ህዝቢ ተገንዚቡዎ ከምዘሎ እቶም ንጭታት የረድኡ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓድሽሕጊመንጎስርዓትተኻረይትንኣብኣካረይትንኣውጺኡ።ዘላሕልሕዘሎዘምድና
ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብዚ ቀረባ እዋን፡ ናይ 88 ዓድታት ህዝቢ ናይ ምፍንቓል መደብ ኣውጺኡ። March 1, 2009 11:22 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ልክዕ ከምቲ ሂትለር ንኣይሁዳውያን ’’ጥጡሕ ቦታ ተዳልዩልኩም ኣሎ’’ ብዝብል ጉልባብ ምልዮናት ህዝቢ እስራኤል ናብ ኮንሰንትረሽን ካምፕ ወሲዱ ዘጥፈኦም፡ ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ድማ ኣብዚ ቀረባ እዋን “ናብ ልሙዕ መሬት ክወስደኩም የ“ ብዝብል ጉልባብ፡ ኣብ 88 ዝተፈላለያ ዓድታት ንዝርከብ ህዝቢ ናብ ጋሽ ባርካ፡ ዲጋ ገርሰት፡ ብሓይሊ ንምግዓዝ መደብ ኣውጺኡ ንምትግባር ይሸባሸብ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህዝቢመላኺመደብምፍንቓልቀረባናይኢሰያስኣብዚኣውጺኡ።ኣፈወርቂእዋን፡ውልቀዓድታት