ኣቶ ኢሳያስ፡ሎሚ’ኸ ከምቲ ናይ 1978 ዝነበር በድሆ ገጥ’ዶ ኢልካ ኣለኻ፡ August 11, 2009 1:20 amፖለቲካassenna00 SHARE ዳን ኮኔል ዝተባህለ ኤሜሪካዊ ጋዜጠኛ፡ኣብ ግዜ ሓርነታዊ ቃልሲ፡ንቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ዓለም ኣብ ምልላዩ ዓብይ ግደ ዝተጻወተ ጋዜጠኛ ኢዩ።ንሱ ኣብ መወዳእታ 2003 ኣብ ቦስቶን ኣሜሪካ ኣብ መዛዘሚ ኣኼባ ማሕበር ኣፍሪቓዊ መጽናዕቲ ኣብ ትሕቲ ይኣክል፡ነቐፈታ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ድሕሪ ነጻነት ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ብወግዒ ኣብ ዘቕረቦ ሰፊሕ ነቐፈታ መወዳእታ፡ Continue reading POST TAGS: 1978በድሆናይኢልካኢሳያስ፡ሎሚ’ኸኣለኻ፡ኣቶከምቲዝነበርገጥ’ዶ
ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ‘ኣኸለ!’ ኢልካ ንዳግማይ ትንሳኤ ተላዓል! December 16, 2008 3:57 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ሕጂ፡ ን ‘እንታይ ስለምንታይ’ ‘ውን ግዜ የብልካን። ምጕት ሰዓቱ ሓሊፉ፡ በደልን በዳልን ተቐሊዑ እዩ። ዋጋ ናይዚ ኹሉ ጃምላዊ ኣደራዕካ ሓንቲ ቓል እያ። “እምቢ!” ብሓደ ድምጺ። ዳኛ ንስኻ ተዳናዪ ንስኻ ኢኻ። እቲ ለውጢ ብኣኻ ንዓኻ፡ ፖለቲካዊ ስልጣን ከኣ ግዴኻ እዩ። Continue reading POST TAGS: ‘ኣኸለ’ህዝቢተላዓልትንሳኤንዳግማይኢልካኤርትራ፡ክቡር
ክሳብ መዓስ’ዩ ከምዚ ኢልካ ክሕለፍ? January 16, 2008 1:55 amደብዳቤታትassenna00 SHARE ሰላም ከመይ ትቕንዩ ኩቡራት መንሰእያት ደቂ ኤረ፤ አብ ዚሓለፈ ጊዜ ንእሽተ ምሕጽንታ ቢዛዕባ ሱዳንን ሊብያን ዝምልከት ጽሒፍና ኔርና ምስ ካልአየይ። ሕጂ ዲማ ቢዛዕባ ህልውን መጻኢን ሃገርና ኪንዘራረብ እንተ ኾይና መጀመሪያ ዘገድሰና ህላወኩም ውሕስነት ህይወትኩም እዩ። Continue reading POST TAGS: መዓስ’ዩኢልካከምዚክሕለፍክሳብ