ቅትለት መሓመድ ሳልሕ መሓመድ ሓጎስ ንጭካነ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ የቃልዕ September 27, 2008 6:15 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ዋላ ‘ኳ ሕማቕ ኣጋጣሚ ኾይኑ ብርዒ ስም ተጠቒመ ክጽሕፎ እንተተገደድኩ፡ ነዚ ናይ ዝፈትዎ ዓርከይ መዘከር ምጽሓፍ ሕልናዊ ዕዳ ስለዘቃለለይ ቁሩብ እረክእ። ኣነን መሓመድን ኣዚና ጥቡቓት ኣዕሩኽ ብምንባርና፡ ብሓንሳብ ብዙሕ ግዜ ነሕልፍ ነበርና። ነንሕድሕድና ኣጸቢቕና ስለእንተኣማመን ከኣ ነጻ ኴንና ነዕልል። ኣብ መንጎ ክልቴና ምስጢራዊ ጉዳይ ዝብሃል ኣይነበረን ክብል እደፍር። Continue reading POST TAGS: ሓጎስመሓመድሳልሕቅትለትንጭካነኢሳይያስኣፈወርቂውልቀመላኺየቃልዕ