ጻውዒት ንግዱሳት ኤርትራውያን ብዛዕባ ወለንታዊ ምትሕግጋዝ ትርጉም ጽሑፋት ‘ኣለና’ October 16, 2010 2:26 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ነቲ ሓደ ግዱስን ተባዕን ኤርትራዊ ተጋዳላይ ‘ኣለና’ ብዝብል ናይ ብርዒ ስም፡ “ ትልሚ፡ ንዘርኢ ክርዳድ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ብተኸታታሊ ዘቕርቦ ዘሎ ጽሑፍ፡ ብዓረብን ብእንግሊዝኛን ተተርጕሙ ክቐርብ ብዙሓት ተኸታተልትና ርእይቶ የቕርቡልና ኣለዉ። Continue reading POST TAGS: ‘ኣለና’ምትሕግጋዝብዛዕባትርጉምንግዱሳትኤርትራውያንወለንታዊጻውዒትጽሑፋት