ለበዋ ንሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ January 10, 2009 6:57 pmፖለቲካassenna00 SHARE ዓመተ 2008 ኣብ ምዝዛማ ኣብ ልቢ ኹልና ኤርትራውያን ዓቢ ተስፋ ዘሪኣ እያ ሓሊፋ። ዓመተ 2009’ውን ኣነስ መዓስ ሓሚቐ ክትብል ነቲ ተስፋ መመሊሳ’ያ ተጓዕፍሮ ዘላ። ንዓሰርተታት ዓመታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ከም መንዳዓት ኮይኑ ዘሳቕየና ዝጸንሐን ዘሎን ትፋእ ታሪኽ ዝኾነ ስርዓት ህግደፍ መሓውራቱ ብቕሉዕ ክለምስ ጀሚሩ’ሎ። Continue reading POST TAGS: ለበዋምክልኻልንሰራዊትኤርትራ
ደገፍ ንሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ: December 25, 2008 8:54 pmፖለቲካassenna00 SHARE ዲክታቶር ኢሳያስ አብ ገድሊ አብ ውሽጢ ሰራዊት አብ መራሕቲ ውድብ፤ ላዕለዎት ካድራትን አብ ዝተፋላሰየ ጊዜ ንገለ ከቕርብ ንገለ ክፈሊ ከሎ አብ ውሽጢ መሰረታው ያን ሐይልታት’ውን ከም ሐላይን ውፉይን ተመሲሉ ብምቅራብ ፈላላይ ጥበቡ ካብ ንሐድነትን ንሰላምን ምእንቲ ስልጣኑ አንጻር ሐድንት ዝተቃለሶ ይዓቢ፡፡ Continue reading POST TAGS: ምክልኻልንሰራዊትኤርትራደገፍ