መልሲ ንሓው ሚልኪያስ ምሕረትኣብ ‘ካብ ተሓቢእካ ምሕንጣጥ ብሓቂ ምጭብባጥ’ ንዝብል ስነጽሑፍ – ብበራኺ ዮሃንስ January 17, 2011 5:40 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ብዕለት 30/12/ 2010 ዝወጸ ጹሑፍ ናይ ሲዒድ ወዲ ሓላል፡ መልሲ ዝሃብካሉ ስነ ጹሑፍካ ፡ ኣብ ትሕቲ “ካብ ተሓቢእካ ምሕንጣጥ ኣብ ሓቒ ምጭብባጥ” ዝብል ኣርእስቲ ፡ ድሕረ ባይታ ስነ ጹሑፍካ ንምርዳእ፡ ብሓቂ እየ ተገዲሰ ኣንቢበዮ። Continue reading POST TAGS: ‘ካብመልሲሚልኪያስምሕረትኣብምሕንጣጥምጭብባጥ’ስነጽሑፍብሓቂብበራኺተሓቢእካንሓውንዝብልዮሃንስ
ንእሽተይ ምኽሪ(ሪኢቶ) ንሓው ”ኣለና ” December 21, 2010 1:10 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ሚልክያስ ምሕረትኣብ ዮውሃንስ ሓደ ንዝኾነ ታሪኽ ጸሓፋይ፤ተንታናይ፤ሰናዲ ተመራማርን ንባዕሉ ኣንባቢውን እንተኾነ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ጉዳይ እንተሃልዩ፤ንሓቂ ካብ ሓሶት ንጭቡጥ ሓበሬታ ካብ ቤላቤለው፤ ንይኸውን ዶ ኾን ካብ ርጉጽ ክውንነት ፈሊኻን ጋሊህካን ምምርማርን ምቕራብን ኮይኑ፡ በዚ ገዚፍ ክባሃል ብዝኽእል ማህለኻ፡ብዙሓት ናይ ታሪኽ ጸሓፍትን ተመራመርትን ክጽገሙን ሓደ ሓደ እዋንውን ግዳያት ኽኾኑ ይርኣዩ እዮም። Continue reading POST TAGS: ምኽሪሪኢቶንሓውንእሽተይኣለና
ግብራዊ ምላሽ ንሓው ፍስሓ ናይር October 3, 2010 10:49 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ሓው ፍስሓ ናይር በቲ ዘይብልና ዲና ንሓስብ ዘለና። ዋላስ በቲ ዘሎና ኢና ንሓስብ ዘለና። ወይ ‘ውን ብኽልቲኡ፣ ኣስተብህል’ሞ ለይትን መዓልትን በቲ ዘይብልና ነገር ስለ ዘማረርና እንታይ ከነተግብር ንኽእል? Continue reading POST TAGS: ምላሽናይርንሓውግብራዊፍስሓ