ግዝኣት ቱረኪ ኣብ 21 ክፍለ-ዘመን March 2, 2009 1:53 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ታሪኽ ይደጋገምዩሞ ኣይከምዚ ኣብ አርትራ ዝርአን ዝስማዕን ዘሎ።በብእብረ-ባዕዳዉያን ንህዝቢ አርትራ ድሂኾሞ ሓሚሶሞ ጨፍጪፎሞ ብሕሱም በዲሎሞ። ንሶም’ቶም ገዛእቲ ግና ምኽኑይ ዝገብርዎ ንመረትካን ሃብትኻን ኣልሚዕና ክንጥቀመሉ ንስኻ ባርያኮንካ ቁራስና እናረኸብካ ንበር እንተበልናካስ እምቢታ ኣርኢኻ ኢሎምዮም ጭፍጨፍኦም ዝቐጸሉ። Continue reading POST TAGS: ቱረኪኣብክፍለዘመንግዝኣት